selam gal raya (@meseret23) 's Twitter Profile
selam gal raya

@meseret23

ID: 1503784252344877057

calendar_today15-03-2022 17:24:49

78,78K Tweet

3,3K Takipçi

2,2K Takip Edilen

Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ራያነት ጫፍ የዋህነት ፣ ልግሲ ፣ ፍቕሪ፣ ሓቦን ትብዓትን መኹረዒ ህዝቢ ❤ 'ትኣዝዙ' ጥይት ካጉርሰካ ድመፅአ 'ኽዳን ፖሊስ ለበስ ኣድማ በታኝ' ምሳሕ ኣብልዕኻ ኣስትኻይ ምስዳድ ጫፍ የዋህነትኻይ ልግስኻይ ያርኢ። ኣታ እዚ ህዝቢ እዚዶ 'ኣነ

ራያነት ጫፍ የዋህነት ፣ ልግሲ ፣ ፍቕሪ፣ ሓቦን ትብዓትን መኹረዒ ህዝቢ ❤

'ትኣዝዙ' ጥይት ካጉርሰካ ድመፅአ 'ኽዳን ፖሊስ ለበስ ኣድማ በታኝ' ምሳሕ ኣብልዕኻ ኣስትኻይ ምስዳድ ጫፍ የዋህነትኻይ ልግስኻይ ያርኢ።

ኣታ እዚ ህዝቢ እዚዶ 'ኣነ
Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ እንድሕር ፈትውካ ናይ ኽብሪ ጋቢ የኻ ትጉልበብ እንኳዕ ዳሕና ትመለስኻ ተባዕ ራየታይ Habtu Kiros @Highlight

ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

"ንሓቅ እምበይ ንኸይቡሉኒ ኣይትንበር" ይቡሉ ወለዲት ሳላ ሓቅ ዘለካ እዩ ህዝብኻ ዘኽብረካ ዘሎ ሳላ ብልሕኻን ልቦናኻን ተግባርካ ተራእዩ ድማ ሓደ ሰብ ንከይጉዳእ ደማ ገይርካ ክብር ንዓኻ::

Tsige Tesema (@tg_tesema) 's Twitter Profile Photo

👌♥️👏👏👏👍♥️🙏 ይበል ግጥሚ ይበል አገላልጻ በቲ ዘይጽገብ በቲ ጥዐም ላዛ።

Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ፀግዒ ጭካነ😭 #ኣብ_ኣላማጣ ንእሽተይ ሓዉ ንኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ሃፍቱ ኪሮስ ብሰብ ተቐቲሉ 💔💔💔 ➖➖➖➖➖➖➖➖ ብህዝቢ ራያ ዝተስዓረ ጉጅለ ድሕረት ሓው ንዞባ ደቡብ ኣመሓዳሪ ሃፍቱ ኪሮስ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ቀጥቂጦ ቀቲሎሞ ኣለው። ንስድራ

ፀግዒ ጭካነ😭

#ኣብ_ኣላማጣ

ንእሽተይ ሓዉ ንኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ሃፍቱ ኪሮስ ብሰብ ተቐቲሉ 💔💔💔

ብህዝቢ ራያ ዝተስዓረ ጉጅለ ድሕረት ሓው ንዞባ ደቡብ ኣመሓዳሪ ሃፍቱ ኪሮስ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ቀጥቂጦ ቀቲሎሞ ኣለው።

ንስድራ
Azeb ☔️ (@azebaz6) 's Twitter Profile Photo

ፅባሕ ሰንበት ዕለት 20/11/2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መኾኒን ዓዲ ሽሁን ህዝባዊ ናይ ተቒውሞ ማዕከል ተፀዊዑ ኣሎ። #ህዝቢ ራያ ክተት💪 #ህዝቢ ይስዕር 💪 #ድሕረት ይቕበር 👎

ፅባሕ ሰንበት ዕለት 20/11/2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መኾኒን ዓዲ ሽሁን ህዝባዊ ናይ ተቒውሞ ማዕከል ተፀዊዑ ኣሎ።

#ህዝቢ ራያ ክተት💪
#ህዝቢ ይስዕር 💪
#ድሕረት ይቕበር 👎
Zewdi Abraha (@dat_tdf) 's Twitter Profile Photo

The people of Tigray cry for peace, not more war threats. 600K lives lost. Millions still displaced. Respect their right to return, rebuild, and heal. #UpholdPretoriaAgreement #ReturnhomeTigrayIDPs Amnesty International UN Humanitarian Ed Markey Elizabeth Warren Angela Rayner addisstandard.com/analysis-all-w…

ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

አብ ፀልማት ግዜ #እምቢ_እምቢ_እምቢ ጅግና ወጀረታይ በርሀ ጉማ🫶 ባዕልና ብድሃብናኩም ብረት ትቓትለኹምና ‼️ ባዕልና ብድሃብናኩም ብረት ቤት ፅሕፈት ትሸብርለኹም‼️ ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ‼️ ፍትሒ ርትዒ ድህዝቢ ወጀራት‼️ Hope✍ Hagos Abrha Abay

ሓለይታ🦋 (@mahiraya5612) 's Twitter Profile Photo

አታ ጨርጨርታይ ብዓል መንደፈራ ራየታይ ብዓል ሓጭር ዕጣ 18 ኬላታት ኣብ ሓንቲ ወረዳ #ጨርጨር ንታሪክ ይመዝገብ * ጣብያ ሃድኣልጋ፥ 5 ኬላታት: * ባላ፥ 4 ኬላታት: * ናብ ጨርጨር መእተዊ፥ 4 ኬላታት: * ካብ ውላጋ ናብ ጨርጨር: 5 ኬላታት እዮም ተገይሮም

አታ ጨርጨርታይ ብዓል መንደፈራ
ራየታይ ብዓል ሓጭር ዕጣ
18 ኬላታት ኣብ ሓንቲ ወረዳ
#ጨርጨር ንታሪክ ይመዝገብ
* ጣብያ ሃድኣልጋ፥ 5 ኬላታት:
* ባላ፥ 4 ኬላታት:
* ናብ ጨርጨር መእተዊ፥ 4 ኬላታት:
* ካብ ውላጋ ናብ ጨርጨር: 5 ኬላታት እዮም ተገይሮም
ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

The people of the #Qola_Tembein district are dying from severe hunger so far, 22 people have already died due to extreme starvation. Meanwhile, the President of Tigray is transferring 16M birr from a special budget to make political deals. United Nations UN Human Rights World Food Programme World Health Organization (WHO) UNICEF

The people of the #Qola_Tembein district are dying from severe hunger  so far, 22 people have already died due to extreme starvation. Meanwhile, the President of Tigray is transferring 16M birr from a special budget to make political deals. United Nations UN Human Rights World Food Programme World Health Organization (WHO) UNICEF