Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile
Rahel Girmay

@girmayrahel14

ID: 939087101848641536

calendar_today08-12-2017 10:59:47

1,1K Tweet

1,1K Takipçi

2,2K Takip Edilen

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

#Respect ዋዕሮ!! ኩላትና ንትግራይ ብተግባር በቢዘለናዮ ኢደይ ኢድካ ንበሃል ከምዛ ሓፍትና!!!!

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ተጋሩ እንተሓቢርና ዘይንስዕሮ ዘይነሽነፎ ነገር ከም ዘየለ ናይ ፍረወይኒ ዓወት ዓብዩ መረጋገፂ እዩ፡፡ስለዚ ተጋሩ ዝህልወና ፓለቲካዊ እምነት ብዘየግድስ ትግራዋይነት ኣብ ዝብል መንነት ዓሲልና ንሕበር!፡፡ንኩሉ ክኣ ክንስዕሮን ክነሸንፎን ኢና!!

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ዩኒቨርስቲዎች በፌደራል ፖሊስ ሊጠበቁ ነው-የሳይንስና ከፍተኛ ትምህርት ሚኒስቴር bbc.com/amharic/507095…

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ስራሕ መዓልቲ ስብሰባ ክተርፍ ኣለዎ ዝተብሃለስ ዘረባ ኮይኑ ተሪፉ፡፡ስራሕ ገዲፍካ ኣብ ስራሕ መዓልቲ ስብሰባ ኮፍ ምባል ዝሓሾ መሲሉና እንበር ገዲድዎ እዩ እንሄ፡፡ገገሊኣን ክኣ ኮፍ ኢለን ታንታል ይጠልፋ፡ሕገን ዓይኒ፡፡

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ልሙጥ ያለበት ነገር ሁሉ እየተቃጠለ ነዉ ሻሸሜኔ፦D ያ የኣኩሪ ዓተር ዘራፊዉ ፋኖ በደንበጫ እና ወልድያ ኣከባቢ ተቃጥሎ ሊሞት ነዉ ኣሉ ፦D

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ኮከቡ ሰማይ ላይ ፈልጉት ሲባል ኣልነበር እንዴ?? ዛሬ ኮከቡ ከሰማይ ምድር ወደ ደሴ ወሎ ኣከባቢ ከች ኣለ ማለት ነዉ?? #ዥዋዥዌ ኣቋም እንጅሩ፦D

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ሹሽ በል ህዝበይ ጥሪ እኙ!! ዛ ጥሪ ትሓልፍና ኣይትመስልን:: ኣብ መወዳእታ ድኣ ትለካክመና ትኮን :-d

Rahel Girmay (@girmayrahel14) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ሕትኡ ብኣግባቡ እንተዘይተመሊሱሉ ዝሓተቶ ሕቶ እንተዘይተደሚፁ ሕቱኡ ብባጫን ዋዛን እንተተመሊሱሉ ካብ መንገዲ ምዕፃው ሓሊፉ ካልእ እዉን ክገብር ይክእል እዩ ።ስለዚ እታ እንኮ መፍትሒታ ናብቲ ህዝቢ ቀሪብካ ምልዛብን መፍትሒ ምሃብን እያ።