ኣቤ ልቤ ❤️💛💙 (@gd_asg) 's Twitter Profile
ኣቤ ልቤ ❤️💛💙

@gd_asg

ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ህዝቢ ትግርይ 😢😞

ID: 1564774053252136960

calendar_today31-08-2022 00:36:38

6,6K Tweet

1,1K Takipçi

1,1K Takip Edilen

Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ይኣክል! ከም ህዝቢ ትግራይ ኩልና ይኣክል ንበል! «መቐለ 6 ማዕልትታት» 5 ጥሪ 2017 መሪሕነት ለሚሱ እምበር ኣጀንዳታት ህዝቢ ትግራይ ተኸቲበን ዝሓደራ እየን! Ø ቅድም ቀዳድም ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ብመራሕቲ ፖለቲካን ግዳማውያን ሓይልታትን

Goyteom Gebreegziabher (@goyteom37) 's Twitter Profile Photo

#ይኣክል። ሕዚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣደባባይ ሮማናት። ~ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእነት ይተግበር! ~ ኩሎም ባዕዳውያን ሓይልታት ካብ መሬት ትግራይ ይውፅኡ! ~ ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ይከበር! ~ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ!

#ይኣክል። ሕዚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣደባባይ ሮማናት።
~ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ብሙሉእነት ይተግበር!
~ ኩሎም ባዕዳውያን ሓይልታት ካብ መሬት ትግራይ ይውፅኡ!
~ ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ይከበር!
~ ዝተመዛበለን ዝተሰደደን ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ!
Goyteom Gebreegziabher (@goyteom37) 's Twitter Profile Photo

A massive 3-day protest began today in Mekelle, the capital of #Tigray, under the slogan “Yiakel.” The demonstration, organized by Tsilal-Civil Society of Western Tigray, is taking place at Romanat Square. IDPs are demanding the right to return to their homes. #EnoughIsEnough #UpholdPretoriaAgreement

A massive 3-day protest began today in Mekelle, the capital of #Tigray, under the slogan “Yiakel.” The demonstration, organized by <a href="/TsilalCSWT/">Tsilal-Civil Society of Western Tigray</a>, is taking place at Romanat Square. IDPs are demanding the right to return to their homes.
#EnoughIsEnough #UpholdPretoriaAgreement
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) (@shewitbitew) 's Twitter Profile Photo

ህዝብናን መረበትናን ንኽምለስ ሕጂ ዘይሓበርና መዓዝ ድኣ ኽንሓብር ? ይኣክል ፣ ይኣክል ፣ ይኣክል ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!

ህዝብናን መረበትናን ንኽምለስ ሕጂ ዘይሓበርና መዓዝ ድኣ ኽንሓብር ? 

ይኣክል ፣ ይኣክል ፣ ይኣክል
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Martin Plaut (@martinplaut) 's Twitter Profile Photo

The Eritrean Blue Revolution: Reclaiming dignity amid desperate oppression - A view from Australia martinplaut.com/2025/01/13/the…

Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ንንብዓትን ስቅያትን ተመዛበልቲ ትግራይ፤ መን እዩ ክሕብሶ፣ መንከ እዩ ክሕተተሉ?

ንንብዓትን ስቅያትን ተመዛበልቲ ትግራይ፤ መን እዩ ክሕብሶ፣ መንከ እዩ ክሕተተሉ?
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) (@shewitbitew) 's Twitter Profile Photo

ድሕሪ ሕዚ ደጊምና ሰልፊ ንኸይንወፅእ ፣ ኣብዚኤን ጠንኪርና ንቃለስ። ይኣክል ፣ ይኣክል ፣ ይኣክል ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!

berry 🌸 (@berry__of) 's Twitter Profile Photo

Day 1533 of the #TigrayGenocide: #EritreanTroopsOutOfTigray The #TigrayEthnicCleansing was committed as per the well planned project designed by #Ethiopia & #Eritrea. Justice must be served!! The voices of #Tigray’s people cannot be ignored. Mike Hammer berry 🌸

Day 1533 of the #TigrayGenocide:
#EritreanTroopsOutOfTigray 
The #TigrayEthnicCleansing was committed as per the well planned project designed by #Ethiopia &amp; #Eritrea. Justice must be served!!
The voices of #Tigray’s people cannot be ignored. 
<a href="/MikeHammerUSA/">Mike Hammer</a> <a href="/berry__of/">berry 🌸</a>
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) (@shewitbitew) 's Twitter Profile Photo

ንህዝብኹም ኻልኣይ ቀትርን ኻልኣይ ለይትን ፣ ኽብሪ ይግበኣኩም ኣሕዋትን ኣሓትን። ይኣክል ፣ ይኣክል ፣ ይኣክል ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!

ንህዝብኹም ኻልኣይ ቀትርን ኻልኣይ ለይትን ፣ ኽብሪ ይግበኣኩም ኣሕዋትን ኣሓትን። 

ይኣክል ፣ ይኣክል ፣ ይኣክል
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና !!!
Shewit Bitew (ወዲ ቢተው) (@shewitbitew) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ፣ ህዝብና ቐቲሎም ኣፈናቒሎም ፣ መረበትና መንጢሎም እንትውድኡ ፣ ብዝተፈላለየ ጊዜ ድማ ኸምዚኦም ዓይነት ሰልፍታት እናወፅኡ ጠቕሊሎም ኽቆፃፀርዎ ጠንኪሮም ይሰርሑ ኣለዉ። ኣባና ኣብ ትግራይ ድማ ፣ ህዝብናን መረበትናን

ኣብ ምዕራብ ትግራይ ፣ ህዝብና ቐቲሎም ኣፈናቒሎም ፣ መረበትና መንጢሎም እንትውድኡ ፣ ብዝተፈላለየ ጊዜ ድማ ኸምዚኦም ዓይነት ሰልፍታት እናወፅኡ ጠቕሊሎም ኽቆፃፀርዎ ጠንኪሮም ይሰርሑ ኣለዉ። 

ኣባና ኣብ ትግራይ ድማ ፣ ህዝብናን መረበትናን
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ሳልሳይ ማዕልቲ ወፍሪ ይኣክል ኣብ ኣደባባይ ሮማናት ብዝልዓለ ሕራነን ቁጥዐን ቀፂሉ ኣሎ! ንዩኒቨርስቲ መቐለ ሓዊሱ ተምሃሮ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ መቐለ፣ ምስ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ መቐለ ናብ ኣደባባይ ወፂዩ ድምፁ የስምዕ ኣሎ! ህዝቢ

ሳልሳይ ማዕልቲ ወፍሪ ይኣክል ኣብ ኣደባባይ ሮማናት ብዝልዓለ ሕራነን ቁጥዐን ቀፂሉ ኣሎ! ንዩኒቨርስቲ መቐለ ሓዊሱ ተምሃሮ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ መቐለ፣ ምስ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ህዝቢ መቐለ ናብ ኣደባባይ ወፂዩ ድምፁ የስምዕ ኣሎ! ህዝቢ
Ablel Yemane (ዓብለል) ሕጋዊ 🇨🇭 (@ablelyemane) 's Twitter Profile Photo

Le régime d’#Afwerki ne connaît que les chaînes et les barreaux. Ses prisons s’étendent jusque dans la diaspora. Mais aucune dictature ne peut survivre éternellement à la vérité. Levons-nous pour la liberté ! #TransnationalRepression #Eritrea #BlueRevolution #NoMorePFDJTerror

Le régime d’#Afwerki ne connaît que les chaînes et les barreaux. Ses prisons s’étendent jusque dans la diaspora. Mais aucune dictature ne peut survivre éternellement à la vérité. Levons-nous pour la liberté ! 
#TransnationalRepression
#Eritrea #BlueRevolution
#NoMorePFDJTerror
Goyteom Gebreegziabher (@goyteom37) 's Twitter Profile Photo

ሕዚ | Happening now === ድሮ በዓል ዓመታዊ ጥሪ 15, 2017 ዓ/ም #ጨርቆስ #ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ብፁእ ኣቦና ኣባ #ሰለማ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ኣመንቲን ኣብ ዝተረኸብሉ እናተከበረ እዩ። ሰናይ በዓል🙏

Yohannes Desta (@yohannesdesta22) 's Twitter Profile Photo

ክብሪ ንኣዴታት ዞባ ደቡብ ነበርቲ ከተማ #ማይጨው ነቲ ሓደ ተቃውሞ ነቲ ሓደ ድጋፍ ሰልፊ ውፅኣ ተባሂለን፤ ንሳተን ግና ንሕና ወለዲ ኩላትኩም ኢና ነገር ኣይነጋድድን ሓው ንሓው ሰላም ይውረድ ኢለነኦም.

Abraha Desta (@abraha_desta1) 's Twitter Profile Photo

መንእሰይ ብከንቱ ህይወቱ ክጠፍእ አይደልን፤ አካሉ ጎዲሉ መዐደጊ ዊልቸር ክልምን አይደልን። ሰሪሑ ክዓብን ዓዱ ክልውጥን ሰላም ይጠልብሎ! መንእሰይና ሞት ዘይኮነስ ልምዓትን ዕብየትን እዩ ዝግበኦ! ክነብር ይደሊ እዩ። አገንዕ መንእሰይ መቐለ! ❤

መንእሰይ  ብከንቱ ህይወቱ ክጠፍእ አይደልን፤ አካሉ ጎዲሉ መዐደጊ ዊልቸር ክልምን አይደልን። ሰሪሑ ክዓብን ዓዱ ክልውጥን ሰላም ይጠልብሎ! መንእሰይና ሞት  ዘይኮነስ ልምዓትን ዕብየትን እዩ ዝግበኦ! ክነብር ይደሊ እዩ። አገንዕ መንእሰይ መቐለ! ❤