Elias Fishale. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 (@weredeelias) 's Twitter Profile
Elias Fishale. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

@weredeelias

ID: 3136662544

calendar_today05-04-2015 12:07:15

124 Tweet

43 Followers

208 Following

AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉብርሃን ኣብ 4ይ መድረኽ ዙር ኪንግሃይ ሌክ ንቀጠልያ ማልያ ብ38 ነጥቢ ዓቂብዋ፡፡

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉብርሃን ኣብ 4ይ መድረኽ ዙር ኪንግሃይ ሌክ ንቀጠልያ ማልያ ብ38 ነጥቢ ዓቂብዋ፡፡
𝐍𝐚𝐭𝐢𝐨𝐧𝐚𝐥𝐄𝐫 𝐈𝐧𝐭𝐞𝐫𝐞𝐬𝐭 🌐 (@nationaler_int) 's Twitter Profile Photo

The two, Plaut & Reinsen, have since taken the lead in their respective roles, spearheading the renewed offensive to vilify the #Eritrean President, harm the Eritrean communities in the diaspora, and attack the very essence of #Eritrean identity. africainterest.org/diaspora-attac…

Sheabia ሻዕብያ 🇪🇷 (@sheabiaforever) 's Twitter Profile Photo

ካብ ማዕዶ ኾንካ ስእሊ ኢሰያስ ምቕዳድ፡ ሻዕብያ ምጽራፍ፡ ኣብ ልዕሊ ቆልዓን ሰበይትን እምኒ ምድርባይ ይካኣል እዩ። ን መንደላይ ፊት ን ፊት ምግጣም ግን ነዚ ይመስል ዊጺኢቱ። #EritreaPrevails #EritreaMyLove

ካብ ማዕዶ ኾንካ ስእሊ ኢሰያስ ምቕዳድ፡ ሻዕብያ ምጽራፍ፡ ኣብ ልዕሊ ቆልዓን ሰበይትን እምኒ ምድርባይ ይካኣል እዩ። ን መንደላይ ፊት ን ፊት ምግጣም ግን ነዚ ይመስል ዊጺኢቱ። 
#EritreaPrevails #EritreaMyLove
Paulos Netabay (@pnetabay) 's Twitter Profile Photo

ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ትማሊ 25 መስከረም ኣብ ኒውዮርክ፡ ምስ UNSG ኣንቶንዮ ጉተረሽ፡ ኣብ ምዕባለታት ሰላምን ጸጥታን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሽርክነትን ምትሕግጋዝን ኤርትራን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ተዘራሪቡ።

ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ትማሊ 25 መስከረም ኣብ ኒውዮርክ፡ ምስ UNSG ኣንቶንዮ ጉተረሽ፡ ኣብ ምዕባለታት ሰላምን ጸጥታን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሽርክነትን ምትሕግጋዝን ኤርትራን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ተዘራሪቡ።
Abel Negasi (@abelnegasi4) 's Twitter Profile Photo

Finally, the truth revealed by itself! This jam boy 👇 is a thief, he was in prison for six months for stealing a jam box from the US army storage! Real N'hamedu #tplfterrorist 💊💊

Finally, the truth revealed by itself! This jam boy 👇 is a thief, he was in prison for six months for stealing a jam box from the US army storage! Real N'hamedu #tplfterrorist 💊💊
Simon K Hagos (@tewerwari_1) 's Twitter Profile Photo

In the African climate change summit conducted in #Kenya, President Isaias Afewerki; an authentic, seasoned and straightforward #Africa’n politician, presented one of the most historic deliverance to have ever reverberated in our continent. He obliterates African leaders for

G. Drar (@gdrarr) 's Twitter Profile Photo

President Issayas of Eritrea articulates a crucial point in the video below. The system appears rigged against African nations, making it challenging for them to thrive. Yet, critics wonder why Africa struggles to break free from the cycle. Thought-provoking insights. 🎙️🌍

AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ክላሲክ ዳውን ኣንደር 2ይ ተርታ ሒዙ...! ኣሜሪካዊት ክለብ ሊድል ትረክ ናይ 2024 ቀዳማይ ፖድዮም ካብ ኤርትራዊ ተቐዳዳማያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ረኺባቶ…ኣብ Down Under Classic ንናርቫረዝ ተኸቲሉ 2ይ ተርታ ብዝሓዞ።

ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ክላሲክ ዳውን ኣንደር 2ይ ተርታ ሒዙ...!

ኣሜሪካዊት ክለብ ሊድል ትረክ ናይ 2024 ቀዳማይ ፖድዮም ካብ ኤርትራዊ ተቐዳዳማያ ናትናኤል ተስፋጽዮን ረኺባቶ…ኣብ Down Under Classic ንናርቫረዝ ተኸቲሉ 2ይ ተርታ ብዝሓዞ።
AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ጀርመናዊት ክለብ ባይክ አይድ፡ ንትስፉው ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ዩኤል ሃብትኣብ ከምዘፈረመቶ ገሊጻ፡፡ "ዩኤል ኣብ ዓቐብን ቅጽበታዊ ውድድርን ከድምዕ ዝኽእል ኩሉ ዓይነት ኣማራጺ ዝህብ ተቐዳዳማይ፡፡" ክትብል ገሊጻቶ'ዛ ክለብ፡፡

ጀርመናዊት ክለብ ባይክ አይድ፡ ንትስፉው ኤርትራዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ዩኤል ሃብትኣብ ከምዘፈረመቶ ገሊጻ፡፡

"ዩኤል ኣብ ዓቐብን ቅጽበታዊ ውድድርን ከድምዕ ዝኽእል ኩሉ ዓይነት ኣማራጺ ዝህብ ተቐዳዳማይ፡፡" ክትብል ገሊጻቶ'ዛ ክለብ፡፡
AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ብሪጣንያዊ ስቲቨን ዊልያምስ ካብ ክለብ እስራኤል ፕረምየር ቴክ ተዓዋቲ ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር 2024 ኮይኑ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ኣብ ማልያ ቮላታ (ሰማያዊት) ብ77 ነጥቢ ንሳም ዌልስተድ ብ90 ዝተዓወተላ ተኸቲሉ 2ይ ተርታ ሒዙ ወዲኡ!

ብሪጣንያዊ ስቲቨን ዊልያምስ ካብ ክለብ እስራኤል ፕረምየር ቴክ ተዓዋቲ ሳንቶስ ቱር ዳውን ኣንደር 2024 ኮይኑ

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ኣብ ማልያ ቮላታ (ሰማያዊት) ብ77 ነጥቢ ንሳም ዌልስተድ ብ90 ዝተዓወተላ ተኸቲሉ 2ይ ተርታ ሒዙ ወዲኡ!
AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ብንያም ግርማይ ዕዉት ሳርፍ ኮስት ክላሲክ ኮይኑ…! 1.1 ደረጃ ንዘለዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ክላሲክ ሳርፍ ኮስት፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ንስሚያት ቮላቺስታታት ረቲዑ ተዓዊትሉ፡፡

ብንያም ግርማይ ዕዉት ሳርፍ ኮስት ክላሲክ ኮይኑ…!

1.1 ደረጃ ንዘለዎ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ክላሲክ ሳርፍ ኮስት፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብንያም ግርማይ ንስሚያት ቮላቺስታታት ረቲዑ ተዓዊትሉ፡፡
Lidl-Trek (@lidltrek) 's Twitter Profile Photo

It’s a photo finish at #CadelRoadRace as NATNAEL TESFATSION sprints to second 🥈 in Geelong after an impressive team performance on our final race day in Australia 🇦🇺 Congrats Natu 👏💪

It’s a photo finish at #CadelRoadRace as <a href="/NATNAELTESFATS1/">NATNAEL TESFATSION</a> sprints to second 🥈 in Geelong after an impressive team performance on our final race day in Australia 🇦🇺

Congrats Natu 👏💪
AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣቢሄር ን2024 ኣብ ኣሜሪካዊት ክለብ ሊድል ትረክ ንምቕጻል ውዕሉ ኣሐዲሱ፡፡

ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣቢሄር ን2024 ኣብ ኣሜሪካዊት ክለብ ሊድል ትረክ ንምቕጻል ውዕሉ ኣሐዲሱ፡፡
AMANUEL ALAZAR (@amanuelalazar) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉብርሃን ኣብ 2ይ መድረኽ'ቲ ሱዕዲ ዓረብ ዓበይቲ ጋንታታት ጸዊዓ ተካይዶ ዘላ ዙር ኣል-ኡላ ንነርወጃዊ ሶረን ተኸቲሉ ኣብቲ ሓያል ቅጽበታዊ ውድድር 2ይ ተርታ ሒዙ ንሓዳስ ክለቡ ኣስታና ህጡር ውጽኢት ኣምጺኡ፡ መርሃዊ መበል 17 ኣትዩ

ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉብርሃን ኣብ 2ይ መድረኽ'ቲ ሱዕዲ ዓረብ ዓበይቲ ጋንታታት ጸዊዓ ተካይዶ ዘላ ዙር ኣል-ኡላ  ንነርወጃዊ ሶረን ተኸቲሉ ኣብቲ ሓያል ቅጽበታዊ ውድድር 2ይ ተርታ ሒዙ ንሓዳስ ክለቡ ኣስታና ህጡር ውጽኢት ኣምጺኡ፡ መርሃዊ መበል 17 ኣትዩ