Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile
Birhane Hailu

@birhanehailu7

ID: 1409955706091020297

calendar_today29-06-2021 19:24:10

158 Tweet

429 Followers

438 Following

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ትግራይ ዘይተነገረ እንበር ዘይተገበረየለን እሞ እቶም ዘወፁ ዘለዉ ግፍዕታት ናብ ኩሉ ንክባፃሕ ኢደይ ኢድካ ነበል ከሙኡ ድማ ተወሳኪ ድማ መንገዲ ብምዕፃው ኣደዳ ጥምየትን ሕማምን ይገበሩዎ ኣለዉ እሞ ድምፂ ህዝብን ብዝካኣልናዮ ንኩን

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ምዕራብ ትግራይን ኣብ ካባብታት ደንበር ኤርተራ ዝግበር ዘሎ ግፍዒ ብናይ ሰራዊት ኤርተራን ኢትጲያን ናይ ኣማሓራ ምልሻን ፉሉይ ሓይልን ፋኖን ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝገብርዎ ዘለዉ ግፍዒ ከም እንስሳታት እናሓረዱን ዘይካኣልዎለ ብዱሮን እናደብደቡ

ሰላም ዝከበሩኩም ተጋሩን ደገፍቲ ቃልሲ ትግራይን ዝኮኑኩም ህዝብና ብጥምየትን ሕማምን ከይኣክሎ ብዱሮንን ከቢድ ብረትን እናደብደቡ ሰራዊት ኤርተራን ኢትጲያን ምልሻ ኣማሓራን ፋኖን ሉዩ ሓይሊ ኣማሓራን ሕብረት ብምፍጣር ህዝብን ይወድእዎ ኣለዉ 😭

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ጎኒ መንግስቲናን ህዝብናን ብሙቆም ስቃይ ህዝብና ንክቅንስ ድምፂና ናብ ኩሉ ዓለመ ነጋውሕ

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ኣብደቡብ ኣፍሪካ ዝካይድ ዘሎ ዘተ ሰላም ዘላቂ ንክህልዎ ኣቀዲሙ ክከውን ዘለወ ነገር 1=ሰባኣዊ ሓገዝ በዘይ ዓንቀፍቀፍ ክባፃሕ ምግባር 2ተፃቦኦ ተኩሲ ስምዕ ምግባር 3=ሰራዊት ኤርተራ ካብ ትግራይ ብሁፁፅ ክወፁ ብምግባር ስቃይ ህዝብና ካሓፅር ንፃዓር

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ብትክክል እዩ ካብዝምሉኮቶ ኣካል ክሳብ ንሰምዕ ንሕና ስቃይ ህዝብና ንምቅናስ ዜና ዓወት ገዲፍና ስቃይ ህዝብና ነቃልዕ ዜና ዓወት ጥራሕ ኣይንፀበ ኑሱ ሰብ ዋና ኣለውዎ ትግራይ ትስዕር

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ሰራዊት ኤርተራን እትዮጲያን ኣማሓራን ምልሻን ሉዩ ሓይሊ ኣማሓራን ፎኖን ዝገብርዎ ዘለዉ ግፍዒ ተዛሪብካ ኣይውድእን እሞ ተጋሩን ደግፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝኮኑኩም ቃልስና ነበርትዕ ትግራይ ትስዕር

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ለሚ ዕለት19/2/2015 ዓመት ምህረት ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ደብዴብ ዱሮን ብሰራዊት ኤርተራን ኢትዮጲያ ኣካዩዲ ኣሎ መወዳኣታ ዘየሰቡሉ ግፍዒ

መወዳኣታ ዘይቡሉ ግፍዒ ሰራዊት ኢትጲያ ን ሰራዊት ኤርተራን ፉሉይ ሓይሊ ኣማሓራን ምልሻ ኣማሓራን ፋኖን ሕብረት ብምፍጣር ህዝቢ ትግራይ ጨርሸም ሐዚ ዝተረፈ ድማ ገዛውቲ ብሙሉኡ እናቃፀሉ ካብ ገፅ ምድሪ ንምጥፋእ ኣበሪቲዖም ይቅፁሉሉ ኣለዉ 😭😭😭😭

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

መወዳኣታ ዘይቡሉ ግፍዒ ተጋሩን ፈተውቲ ቃልሲ ተጋሩ ዝኮኑኩም ልዕሊ ማንም ግዘ ሐዚ ቃልሲና ነሐይል ህዝብና ካብ ገፅ መሬት ይጠፍእ ኣሎ

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ዋይ ህዝቢ ትግራይ ረኪቡዎ ዘሎ ስቃይ ጥምየትን ሕማምን ከየኣኩሎሲ ደብዳብ ወሲኩሉ

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

እንካዕ ኣብፀሐኩም ንባዓል ልደት ባዓል ልደት ሙሉእ ሰላም ጥዕና ይግበረልና ላዓመታለ ኣብ ኡቱ መበቀል ባህሊ ሁራ ሰለስተ ዝኮነ ዓዲ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ የራክበና እናበሉኩ 2016 ዓመተምህረት ኣብ ኣፅቢ የራክበና ከይትተሩፉ ኩሉኩም ዑዱማት ኢኩም

Birhane Hailu (@birhanehailu7) 's Twitter Profile Photo

ኣየ ኡዙ ባህሊ ሁራ ሰለስተ ሲ ሰሚዒካ ዘይሙነ ኣይ ኣፅቢ ወንበርታ ዓደይ ኣክ ህዝቢ ትግራይ ዶ ይብደል እስኪ ሰላምካ ይመልሰልካ