ብሱሩ'ባ💙💙💙 (@destanguse3) 's Twitter Profile
ብሱሩ'ባ💙💙💙

@destanguse3

ID: 1493674913487536128

calendar_today15-02-2022 19:54:19

2,2K Tweet

1,1K Takipçi

1,1K Takip Edilen

Haphtom Berhe (@haphtom) 's Twitter Profile Photo

DEAD ON ARRIVAL!! "ዝበዝሕ ህዝቢ ትግራይ 'ኢትዮጵያዊ እየ' ኢሉ እዩ ዝኣምን። ክንግንፀል ኢና ዝብሉ ከምዘለዉ ይፈልጥ እየ" ካብ ቀልዲታት ፃድቃን😆 Whatever Tsadkan and the others who are busy licking Abiy’s a** try to push in Tigray, it’s already dead on arrival.

ብሱሩ'ባ💙💙💙 (@destanguse3) 's Twitter Profile Photo

ገለ ገለ ሰባት ኣለዉ ንተጋሩ ክብልስ ብስክፍታ ዝዓይነቱ ተጋሩ ኮይኖም ዝፀኒሑ !!! ትግራዋይነትኩም መፈጠርኩም እምበር ንተጋሩ እልኩም ብሓልዮት ኣይኮንኩሙን ተጋሩ ትኾኑ ። ንተጋሩ እልኩም ትግራዋይነትኩም እንተደሊኹም ጠንጢኒዎ ኣኸለ ።

(ሶላክል)solakl🕊️🕊️🕊️🕊️ (@solakl44) 's Twitter Profile Photo

ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ ክንብል ከለና ዋላ እቶም ኣብ ኢትዮጵያውነት ተኣምኑ ተጋሩ ኣብ ትግራይ ባህልን ቋንቋን ሕጊን ትግራይ እዳክበሩኩም ግብሪን ቀረጽን ንትግራይ ንዳከፈልኩም ብሰላም ትነብሩ ማለት እዩ ✅

ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ ክንብል ከለና ዋላ እቶም ኣብ ኢትዮጵያውነት ተኣምኑ ተጋሩ ኣብ ትግራይ ባህልን ቋንቋን ሕጊን ትግራይ እዳክበሩኩም ግብሪን ቀረጽን ንትግራይ ንዳከፈልኩም ብሰላም ትነብሩ ማለት እዩ ✅
ኣጎስማይ (@yema22479) 's Twitter Profile Photo

Seret 💊 ጓል ድሕሪ ዓወት(D.A)💕 ኣታ ግደፉ እባ ከም ቅጫ ግምጥል ግምጥል ቀደም ትብልዎ #TDF ወርቂ ሎሚ ትብልዎ #TDF ጨርቂ ኣብ ምንታይኩም ዊዒሉ ክንዲ ዝተቃለሰ ንሓቂ ኣብ ኩላ ትግራይ ከም ዘይተራእየ ከም በርቂ ሂወቱ ኣሕሊፉ ክንድ ዝሃበ ንሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ከም ዘየውጽኤ ካብ ጭንቂ

ብሱሩ'ባ💙💙💙 (@destanguse3) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ትግራይ ሳላ እቲ በሃም ኣመጻጽኡ ስዕረት እንዳተጓናፀፈ መፂኡ እዩ ሕጂ ድማ በዚ ናይ ሃሳሰ ለባም ኣካይድኡ ንቕድሚት 3 ስጉሚ ክስጉም ይኽእል እዩ 9 ስጉሚ ድማ ሪትለስ ክገብር እዩ ።( ንድሕሪት ክምለስ እዩ ) ምኽንያቱ ንፁር ታሪኹ ኣይፈልጦን