ገድሊ ሃገረይ Eritrea (@always_eritrean) 's Twitter Profile
ገድሊ ሃገረይ Eritrea

@always_eritrean

Tweets are my personal opnions and re-tweet doesn't imply endorsement!

ID: 704943806492311552

calendar_today02-03-2016 08:17:55

5,5K Tweet

552 Takipçi

43 Takip Edilen

ገድሊ ሃገረይ Eritrea (@always_eritrean) 's Twitter Profile Photo

ፈታውን ጸላእን ክፈልጦ ኣነ ሃገራዊ ድኣ እምበር ደጋፊ መንግስቲ ኣይኮንኩን። ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ጽቡቅ ኣሎ ኣብ ዝብሎ ይድግፎ፡ ጌጋታቱን ድክመታቱን ከኣ ብውሽጢ ዘይኮነ ኣብ ቃልዕ ይነቕፎ። ኣብ ልእላውነት ሃገረይ ከኣ ኣይደራደርን! #Eritrea

ፈታውን ጸላእን ክፈልጦ
ኣነ ሃገራዊ ድኣ እምበር ደጋፊ መንግስቲ ኣይኮንኩን።
ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስቲ ጽቡቅ ኣሎ ኣብ ዝብሎ ይድግፎ፡ ጌጋታቱን ድክመታቱን ከኣ ብውሽጢ ዘይኮነ ኣብ ቃልዕ ይነቕፎ።
ኣብ ልእላውነት ሃገረይ ከኣ ኣይደራደርን!
#Eritrea