ገድሊ ሃገረይ Eritrea
@always_eritrean
Tweets are my personal opnions and re-tweet doesn't imply endorsement!
ID: 704943806492311552
02-03-2016 08:17:55
5,5K Tweet
552 Followers
43 Following
ወለዲ Maebel kiflay ብሰንኪ ወዶም ኣንጻር ጽምዶ ዝወሰዶ መርገጺ ተኣሲሮም ሰሚዐ ምርድኡ ተጸጊመ ኣለኩ። ወለዲ እቶም ሰራዊት ኤርትራ ቀታሊ እዩ ዝበሉ ሰልጠነን ውፉይን ከማን ኣይተኣስሩን። ብውሳኔ ልዕሊ ዕድመ ውላድ፡ ወላዲ ከመይ ይእሰር፧ #Eritrea