ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile
ያስር መሓመድሓጎስ ❂

@wedihagosee

ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ 🇪🇷

ID: 1413878491171414026

calendar_today10-07-2021 15:11:35

2,2K Tweet

898 Followers

163 Following

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

Your excellency deserve the Ambassador rank #Eritrea ነዚ ብሕጂ ዝመጸካ ዘሎ ብደሆታት ገጢምካ ከም ትዕወትን በዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ። ኣጆኻ ✊🏾

Your excellency deserve the Ambassador rank #Eritrea 

ነዚ ብሕጂ ዝመጸካ ዘሎ ብደሆታት ገጢምካ ከም ትዕወትን በዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ። 

ኣጆኻ ✊🏾
ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

ንእግረ መንገደይ ግን ሓደ ነገር ተማሂረ ጽቡቕ ዝበልክዎ ሓደጋ ምስ ፈጠረ ለከ ይውለድ እዩ ሕማቕ እውን ካብ ጽቡቕ ሎሚ ኢየ ፈሊጠዮ ንኹሉ ብደቂቕ Enjoy the link 🔗 🇪🇷❤️ youtu.be/IJ_QV4gc0H0?si…

ንእግረ መንገደይ ግን ሓደ ነገር ተማሂረ 
ጽቡቕ ዝበልክዎ ሓደጋ ምስ ፈጠረ 
ለከ ይውለድ እዩ ሕማቕ እውን ካብ ጽቡቕ 
ሎሚ ኢየ ፈሊጠዮ ንኹሉ ብደቂቕ 

Enjoy the link 🔗 🇪🇷❤️

youtu.be/IJ_QV4gc0H0?si…
Decko. (@frankzm) 's Twitter Profile Photo

قتيبة ياسين Happiness. “I was sentenced to 10 years in prison. What happened? “The regime fell” The continued release of detainees from Assad's prisons.

<a href="/k7ybnd99/">قتيبة ياسين</a> Happiness.
“I was sentenced to 10 years in prison. What happened? “The regime fell” The continued release of detainees from Assad's prisons.
ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

እሱራታ ካብ ቤት ማእሰርቲ ብምውጻኦም ገሪምዎም እንታይ ኢዩ ተፈጢሩ ኢሎም ነቲ ኣብ ደገ ዘለዉ ህዝቢ እንዳሓተቱ ተርኢ ከብድኻ እትበልዕ video

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

ሓደ ካብቶም ገዳይም ዓበይቲ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበባዊ ናይ ሱርያ duraid lahham “ይፈትወካን የፍቅረካን ዝብሎ ዝነበርኩ ን በሻር ኣልኣሰድ ብውሽጠይ ይጸልኣካን ይፍንፍነካን ኢየ ዝብሎ ኔረ" ኣላ ንስኻ መጺጽ 😂 ስቅ ጥዑም ምስ መኽደኑ ትብል ይማ ተረኽበት

ሓደ ካብቶም ገዳይም ዓበይቲ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበባዊ ናይ ሱርያ duraid lahham 
“ይፈትወካን የፍቅረካን ዝብሎ ዝነበርኩ ን በሻር ኣልኣሰድ ብውሽጠይ ይጸልኣካን ይፍንፍነካን ኢየ ዝብሎ ኔረ" 

ኣላ ንስኻ መጺጽ 😂 ስቅ ጥዑም ምስ መኽደኑ ትብል ይማ ተረኽበት
ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

“መልሲ ምስኣን ንቡር ወሲደዮ” “ሰማዒ ምስኣን የ ምቅባል ሲኢነዮ” ገለ ካፍቲ ቃላት ናይቲ ፊሒርና ከነውጽኦ እምበር ክንቀብሮ ዝተገደድና ፉሉይ ማዓድን - ኣብራሃም ኣፈወርቂ

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

ትጽቢት ፍረ ጻማ እኩብ ድሙር ግዕዞ "ተስፋን ሓቦን" ሕጂ ውን ከም ትማሊ ምስዘን ክልተ ኣመራት ግን ከኣ ከም ተኣምራት ውዕልና ከነሐድስ እንዳተላበኹ ርሑስ ልደትን ሓዲሽ ዓመትን ይምነየልኩም ... ኣጆና 🙏🏽🇪🇷❤️

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

ጉዳም’ዩ ጉዳም ፍቅረይ እናልኩ ካዕበት ይነብዓላ ንሳ ኣብ ግዳም ምስቶም ደቂ ኣዳም ትብል ኣላ ዳምዳም ተረሲዑ በቃ - ናሆም መስተ

Jonathan 🇪🇷 (@itseritrea) 's Twitter Profile Photo

February is a glorious month, dedicated to our sea. #Fenkil 🇪🇷 🎶 እቲ ርሱን ጓይላ ፥ ንሰምሃር ክትከላ ብመሬት ብባሕሪ ፥ መእተዊ ትሓሪ ጭብጥ ንጥዋለት ፥ ድቕድቕ ርእሲ ምድሪ ዓጋቲ ዘይብልካ ፥ ንኹሉ ትኣሊ 🎶 ፈንቅል ኢሎምኻ'የ ፈንቅል ኣባዳህሪ።

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

በቲ ተሓጉስና በቲ ግን ጉሂና ዘይክኣል ኮይኑ ክልተ ደሊና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና። - ሓርበኛ ስነ-ጥበባዊ የማነ ገብረሚካኤል ባርያ

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

"ጣዕሳ" እናሓደረ ዘቃጽል ሞራላዊ ስቃይ ኮይኑ ነዘይተኣደነ ግዜ ሰላም ውሽጥኻ ዝዘርግ ኣሕ እናበልካ ብውሽጥኻን ደገኻን እትነብዓሉ ሕማም ኢዩ እሞ ንጠንቀቀሉ ለዋሃት ደቂ ሪመይ 🇪🇷

ያስር መሓመድሓጎስ ❂ (@wedihagosee) 's Twitter Profile Photo

🦁ኣንበሳ ክሓስብ ከሎ ምስ ብጾቱ ይመክር ኣብ መወዳእታ ናብ ውሳነ ይኸይድ። 🦊ተኹላ ግን ንበይኑ ይሓስብ ንበይኑ ኸኣ ይውስን። ነቶም የእዱግ ሰዓብቱ መሰል ናይ ምቅንጃው ዘይተኣደነ ምኽንያታት ንኽበላሓቱ ይሓድገሎም።