Tsegay Mehari
@temero18056
Poet & Writer...
Four Years in an Eritrean most notorious prison(2009-2013) Mai Sirwa... Now I am free at last & I am a voice for the voiceless!
ID: 2003043594459025408
22-12-2025 10:03:33
20 Tweet
171 Followers
24 Following
ግደፍኒ ክነብር ግደፍኒ ክነብር ብሰላም ክዕርፍ ግደፍኒ ክነብር ብሰላም ከዕርፍ ነውሕ ኮሊለየ ብገዛ ሰብ ክሓልፍ እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ዋይ። ጅግና ፡ የማነ ባርያ። #በርገደይ_ብርኺ_ሊሎ ። #BlueRevolution #TransnationalRepression #Eritrea Kuflom Teame🇨🇭
ሓወልቲ- ኣብ ዕለተ -ልደት ጆሽዋ Happy birthday our beloved Joshwa... Daerona Community Forward🇩🇪 Times of Eritrea✍️🕯 @BlueRevoltion
18 ዓመታት ፌሮ ከም ኣንባር ኣብ ኣእዳዎም ዝተኣስሩ ዜጋታታት ሒዝና ጥዑይ ድቃስ ክንድቅስ ኣይንኽእል! ቤት ጭውያታት ሃገርና ክሳብ ዝፈርስ የለን ድቃስ! Daerona Community Elsa @blueRevoltion Amnesty International
ነቲ ኣብ ክንዲ ክቑረጽ ዝተፈጥረ ገረብ ህይወቱ ዝተቖርጸ ዕሸል ያፌት መዘከርታ ትኹነለይ። ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ዕሸል። ጽንዓት ይሃብኪ ወላዲት! ጽንዓት ይሃብኪ ኤርትራ! Daerona Community Dejen Mengesha-דג׳ן מנגשה (BN) Elsa Bereket Kahsai Forward🇩🇪 Jerry 💙🇸🇪 @Times
Tsegay Mehari " ኣነ ወዲ 15 ዓመት'የ ካብ ስድራይ ተፈልየ፣ ኣደይ'ውን ብዓይነይ ደጊመ ከይርኣኹዋ ተፈልያትኒ...." **** ወዲ ሰብ ካብ ቤቱን ቅርዓቱን ካብ ዓዱን ዓውዱን... ኮታ ካብ ሃገሩን ይትረፍ ባሕርን ጣሕርን ሰጊሩ ኣርሒቑ ክሰደድ ናብ ጐዶቦኡ
Tsegay Mehari ኣብርሃም ዝጽሓፈለይ ብምልኣቱ እዚ'ዩ። ብልቦና፡ ፍቕሪ፡ ንቕሓት፡ ሓሳብነትን ፍቕሪ ስድራቤትን ዝተመልአ ሓጺር ግን ድማ ነዊሕ መልእኽቲ ብምዃኑ፡ ንብዙሓት ከነቓቕሕ ይኽእል'ዩ ብምባልን መንነት እዚ ከይዕረፈ ኣዕሪፉ ዘሎ ኣብርሃምን
ከይፈለጥኩዃ ዝፈለጥኩኻ! ብሰላም ዕረፍ ኣብርሽ። መዛኑኻ ናይ ሓሳባት ሰብኡት ኰይኖም ዝጀመርካዮ ክፍጽምዎ'ዮም። Daerona Community