2 years ago
#ተዘማላለስ ሽሕ ግዜ ተዘማላለስ #ደመይ እውን ነናሻዕ ተዘፉሱስ #የዕጽምተይ እውን ተዘሳባበር #ዕጁብ ኣይምበልኑን #ድኻም ውን ኣይምተሰማዓኑን ከመይ ሲ ነዚ #ህዝቢ ዚ መስዋእቲ ከይትቁርመም እታ ቅድስቲ #ርስቲ ንዘልኣለም ዩኹን ናተይ #ባዓቲ