Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile
Masharada Raya

@masharadasolo

Proud Tigraway #" ኣሎ ዘይፀገበ ድራር ዕለት ፡ ብዙሕ እዩ ትርጉሙ ምንባር ማለት " !

ID: 1492613901531369476

calendar_today12-02-2022 21:38:20

65,65K Tweet

3,3K Takipçi

502 Takip Edilen

Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

#ተንቤን ቡፅሑለይ ትብላ ኣብ ወረዳ #ቆላ_ተንቤን ጣብያ ያቔር ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ 22 ዜጋታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፣ ልዕሊ 13,000 እንስሳ ድማ ከምዝሞቱ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ ። እዚ ዜና ልብኻ ዝሸብርይ ዘሕዝንይ ይኡ። ትማሊ ምሽግ

#ተንቤን ቡፅሑለይ ትብላ

ኣብ ወረዳ #ቆላ_ተንቤን ጣብያ ያቔር ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ደርቂ 22 ዜጋታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፣ ልዕሊ 13,000 እንስሳ ድማ ከምዝሞቱ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ ። እዚ ዜና ልብኻ ዝሸብርይ ዘሕዝንይ ይኡ። ትማሊ ምሽግ
Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

#ጉማየ_ፋውንዴሽን #Gumaye_Foundation ( GF) Dear members of the Gumaye Foundation (GF), With an appreciated audit report of 2024 by the Ethiopian Authority of Civil Society Organisations (ECSOs), furniture support from the USAID, and new staff members, we are now refining,

#ጉማየ_ፋውንዴሽን #Gumaye_Foundation ( GF) 

Dear members of the Gumaye Foundation (GF),

With an appreciated audit report of 2024 by the Ethiopian Authority of Civil Society Organisations (ECSOs), furniture support from the USAID, and new staff members, we are now refining,
Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ኣትዮ ዜማዋ እስኾ ዶ ድሓደ በይዛኽይዶ ዋላ ሓደ ለይቲ ፉሰይለይ 🦅 ቓሕ ምባላ እነሀኺ ዋርዕለ 🌹 ሓው'ዘን ሸገታት🫀 ትኣማኒ ዓርከይ ሃመይ ርእኹማ 😂

Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ናይ ኤርትራ ባንዲራ ሒዞም እናሳዕስዑ ኮይኡ ናይ ኢትዮጵያ ባንዲራ ንምንታይ ረእና ውሎም ዘጉርዑ ተጋሩ ገጥሞሙና ድነሀው 😂😂!!

ናይ ኤርትራ ባንዲራ ሒዞም እናሳዕስዑ ኮይኡ ናይ ኢትዮጵያ ባንዲራ ንምንታይ ረእና  ውሎም ዘጉርዑ ተጋሩ ገጥሞሙና ድነሀው 😂😂!!
Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

አብ ራያ ጋሻ ሓላፊ መንገዲ ኣቶ ድዓዲ ኣጋልስ ወሉ መሶብ ሙሉእ ጎጎ ይኡ ዳቐርበልኻ ። እቲ መሶብ እንድሕር ጎጎ ( ጣይታ ) ደያትረፍኻ ኣይፀገብኻይ ማለት ይኡ ። ምኽንያቱ ብራየቶት መሶብ ጥራሑ ኣይላዓልይ ነውሪ ይኡ በረከትለ የብሉይ ውሎም ይኦም

አብ ራያ ጋሻ ሓላፊ መንገዲ ኣቶ ድዓዲ ኣጋልስ ወሉ መሶብ ሙሉእ ጎጎ ይኡ ዳቐርበልኻ ።
እቲ መሶብ እንድሕር ጎጎ ( ጣይታ ) ደያትረፍኻ ኣይፀገብኻይ ማለት ይኡ ።

ምኽንያቱ ብራየቶት መሶብ ጥራሑ ኣይላዓልይ ነውሪ ይኡ በረከትለ የብሉይ ውሎም ይኦም
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

ና ንዋያት ስራሕ 👏👏 ኹሉ ትግራዋይ 👀 ቖላሕታኡ ብድርቂ ድትጎድኣ ማሕበረሰብና ንሓብር(ይሓብር)