Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile
Kassa HaileMariam

@kassahmariam

Human Rights Advocate, Humanitarian, Writer, Public Service

ID: 251258952

calendar_today12-02-2011 19:32:17

4,4K Tweet

51,51K Takipçi

1,1K Takip Edilen

Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ካብ ክልተ ሰዓታት መደረ ጀኖሳይደር ኢሳያስ፣ ንፖለቲከኛታት ትግራይ ከፍፅግ ዝኽእል፤ «...ረማዕ ኢልና ነርክበሉ ኢና ዝብሃል ነገር የለን!...» «...ውሽጣውን ዘቤታውን ሽግራት እናተፈትሑ ኣብ ዞባዊ፣ ክፍለዓለማውን ዓለምለኻውን ጉዳያት ትሰርሕ...»

ካብ ክልተ ሰዓታት መደረ ጀኖሳይደር ኢሳያስ፣ ንፖለቲከኛታት ትግራይ ከፍፅግ ዝኽእል፤

«...ረማዕ ኢልና ነርክበሉ ኢና ዝብሃል ነገር የለን!...»

«...ውሽጣውን ዘቤታውን ሽግራት እናተፈትሑ  ኣብ ዞባዊ፣ ክፍለዓለማውን ዓለምለኻውን ጉዳያት  ትሰርሕ...»
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ትፋእ ዓቐን ኣልቦ ድንቁርናን ዕቡይነትን ጀኖሳይደር ብልፅግና ኦሮሞ! «ዕጥቅኹም ፈቲሕኹም፣ ሰራዊትኩም በቲንኩም፣ ተገንፀሉ!» ቀዳማይ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይን ትግራይን፤ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ምዕባይ እዩ! እምበር ከም'ዙ ዝተሰምዐ ብድዐ ጀኖሳይደር

ትፋእ ዓቐን ኣልቦ ድንቁርናን ዕቡይነትን ጀኖሳይደር ብልፅግና ኦሮሞ! «ዕጥቅኹም ፈቲሕኹም፣ ሰራዊትኩም  በቲንኩም፣ ተገንፀሉ!» 

ቀዳማይ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይን ትግራይን፤ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ምዕባይ እዩ! እምበር ከም'ዙ ዝተሰምዐ ብድዐ ጀኖሳይደር
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ኣሸንዳ ትግራይ 2017 ዋሽንግተን ዲሲ፤ ኣሸንዳ ሰረት ሰላም ሓድነትን ተስፋን ትግራይ Ashenda Tigray Washington, DC 2025! Ashenda: the foundation of peace, unity and hope of Tigray ደቂ ኣንስትዮ ማሕበረሰብ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፤ ሎሚ እውን

ኣሸንዳ ትግራይ 2017 ዋሽንግተን ዲሲ፤ ኣሸንዳ ሰረት ሰላም ሓድነትን ተስፋን ትግራይ

Ashenda Tigray Washington, DC 2025! Ashenda: the foundation of peace, unity and hope of Tigray

ደቂ ኣንስትዮ ማሕበረሰብ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፤ ሎሚ እውን
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ሸኾርተት ጀኖሳይደር ዓገብ ክብሃል ኣለዎ! መሀከዪ ብዝኾነ ብኹሉ ኣፍ ዝደጋገም፤ «ሕርያና ሰላም እዩ» እንትብሃል፤ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሕልፎ መልእኽቲ እንታይ እዩ? ብስም «ሰላም»፤ ስለምንታይ እዮም ልኡኻት ጀኖሳይደር ኢትዮጵያ ናብ'ታ ዘፅነቱዋን

ሸኾርተት ጀኖሳይደር ዓገብ ክብሃል ኣለዎ!

መሀከዪ ብዝኾነ ብኹሉ ኣፍ ዝደጋገም፤ «ሕርያና ሰላም እዩ» እንትብሃል፤ ንማሕበረሰብ ዓለም ዘሕልፎ መልእኽቲ እንታይ እዩ? ብስም «ሰላም»፤ ስለምንታይ እዮም ልኡኻት ጀኖሳይደር ኢትዮጵያ ናብ'ታ ዘፅነቱዋን
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ምእንተ ኢትዮጵያ ንትግራይ ገፀበረኸት ሽዋ ምግባር፤ ሓዱሽ ተርእዮ ፖለቲከኛታት ትግራይ ኣይኮነን! ሓዱሽ ወለዶ ትግራይ ምእንተ ኢትዮጵያ ሎሚ ዝተኽሓደ ይመስሎ ኣሎ:: ጌጋ! ብጋህዲ ካብ እንርእዮ 36 ዓመታት ቆፂርና! ገና ብጉሓቱ እዩ መራሕቲ ህወሓት

ምእንተ ኢትዮጵያ ንትግራይ ገፀበረኸት ሽዋ ምግባር፤ ሓዱሽ ተርእዮ ፖለቲከኛታት ትግራይ ኣይኮነን!

ሓዱሽ ወለዶ ትግራይ ምእንተ ኢትዮጵያ ሎሚ ዝተኽሓደ ይመስሎ ኣሎ:: ጌጋ! ብጋህዲ ካብ እንርእዮ 36 ዓመታት ቆፂርና! ገና ብጉሓቱ እዩ መራሕቲ ህወሓት
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ትማሊ ሰንበት August 3, 2025፤ ንልዕሊ ሓምሳ ተጋሩ ኣሜሪካውያን ተመረቕቲ ደቅና ምስ ስድራን ፈተውትን ፅምብል ምረቓ፤ ብማሕበረሰብ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን (Tigray Community Washington DC Metropolitan) ኣብ ገዛ ትግራይ ብድሙቕ ተኻዪዱ! ንYale

ትማሊ ሰንበት August 3, 2025፤ ንልዕሊ ሓምሳ ተጋሩ ኣሜሪካውያን ተመረቕቲ ደቅና ምስ ስድራን ፈተውትን ፅምብል ምረቓ፤ ብማሕበረሰብ ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን (Tigray Community Washington DC Metropolitan) ኣብ ገዛ ትግራይ ብድሙቕ ተኻዪዱ! 

ንYale
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ትግራወይቲ ኣሜሪካዊት ሓፍትና ሜላት ኪሮስ፤ ካብ ግዝኣት ኮሎራዶ ንኣባልነት ኮንግረስ ኣሜሪካ ትወዳደር ኣላ:: ሓፍትና ናብ'ዙ ዝለዓለ መሓውር ስልጣን ኣሜሪካ ንክትበቅዕ፤ ኩልና ተጋሩ ኣሜሪካውያን ብዓቕምና ንኸይዲ መረፃ ሓገዝ ንኽንገብር ትፅውዕ

እቶም ኣብ'ቱ እዋን ፀልማት ከም ህዝቢ ርእስና ክነቕንዕ ዝገበሩና፤ ካብ መሊእኻ ምፅናት በይዛ ዝኾኑና፤ ውጉኣት ኣካል ኣባላት ሰራዊት ትግራይን ኣላዪ ዘይብሎም ስድራ ስውኣትን፤ ውራይ ኩልና ተወለድትን ፈተውትን ትግራይ እዮም! ኩልና ተወለድትን

እቶም ኣብ'ቱ እዋን ፀልማት ከም ህዝቢ ርእስና ክነቕንዕ ዝገበሩና፤ ካብ መሊእኻ ምፅናት በይዛ ዝኾኑና፤ ውጉኣት ኣካል ኣባላት ሰራዊት ትግራይን ኣላዪ ዘይብሎም ስድራ ስውኣትን፤ ውራይ ኩልና ተወለድትን ፈተውትን ትግራይ እዮም! 

ኩልና ተወለድትን
Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ማእኸል ሽኻሎም ዝገበሩ፤ ኩሎም ንትግራይ ይረብሑ እዮም ዝተብሃሉ ሓሳባት ስነምግባር ሚዲያ ሓልዩ ብነፃ ዝተኣናገዱሎም፤ መማረፂ ሚዲያታት ግድን የድልዩ! ጋዜጠኛ ሳራ ፍስሃየ ንዙይ ኣብ ምምላእ ሓደ መማረፂ ሚዲያ ሒዛ ቀሪባ

Kassa HaileMariam (@kassahmariam) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ከተማ ዴንቨር ግዝኣት ኮሎራዶ ዝነብሩ ዲያስፖራ ትግራይ፤ ብሰንኪ ኣንፈት ኣልቦ ሕማሶ ፖለቲካ ውሽጢ ዓዲ ዝተዘረገ ሓድነት ዲያስፖራ ትግራይ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ፤ ፈላማይ ዝኾነ ዋዕላ ፀዊዖም ኣለዉ:: ዲያስፖራ ትግራይ ነበርቲ ዴንቨርን

ኣብ ከተማ ዴንቨር ግዝኣት ኮሎራዶ ዝነብሩ ዲያስፖራ ትግራይ፤ ብሰንኪ ኣንፈት ኣልቦ ሕማሶ  ፖለቲካ ውሽጢ ዓዲ ዝተዘረገ ሓድነት ዲያስፖራ ትግራይ ናብ ዝነበሮ ንምምላስ፤ ፈላማይ ዝኾነ ዋዕላ ፀዊዖም ኣለዉ:: ዲያስፖራ ትግራይ ነበርቲ ዴንቨርን