Kahsu Desta (@kahsud23602) 's Twitter Profile
Kahsu Desta

@kahsud23602

BSc Chemical engineer (process engineer) from Ethiopia Institute Technology Mekelle(EIT _M)@2007
worked fire and safety engineer
...... ....

ID: 1710281590499061760

calendar_today06-10-2023 13:12:43

11 Tweet

58 Takipçi

541 Takip Edilen

Kahsu Desta (@kahsud23602) 's Twitter Profile Photo

ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ! ፅንዓት ንህዝብ ትግራይ!!!😭😭😭 🙏

ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ!
ፅንዓት ንህዝብ ትግራይ!!!😭😭😭 🙏
Kahsu Desta (@kahsud23602) 's Twitter Profile Photo

ካብ መደረ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ መዛዛሚ መድረኽ መርድእን ዝኽሪ ስውኣትን: ህዝቢ ንምምራሕ ይኹን ንምድንጋር ዕድል ዝረኸብና ሰባት ብእንፈጥሮ ጌጋ ኣሻሕት እንግብረሉ ከብክቅዕ ኣለዎ።

Kahsu Desta (@kahsud23602) 's Twitter Profile Photo

ኣይተ ተኽላይ ዝተብሃለ ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ኣብ ቅድሚ ካድረታት ካብ ዝተናገሮ: ''ሕገ ደንቢ ውድብና ልዕሊ መጽሓፍ ቅዱስ እየ ዝርእዮ።እቶም ናይ ውድብና ዓንቀጻት ካብ ናይ እግዚኣብሄር ትእዛዛት ኣብሊጸ እየ ዝርእዮም።ከምኡ እየ ዝኣምን።''

Kahsu Desta (@kahsud23602) 's Twitter Profile Photo

አብ መግለፂ ዝኸበሩ አብ መሬት ዝረኸሱ ስራዊት ሎሚ አብ መቐለ ሰልፊ ወፂኦም።

አብ መግለፂ ዝኸበሩ አብ መሬት ዝረኸሱ ስራዊት ሎሚ አብ መቐለ ሰልፊ ወፂኦም።