ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profileg
ሃገራዊ ድሕነት

@hagerawiDihnet

We Eritreans kneel on only two occasions..when we pray and when we shoot!!

ID:952612844293578752

linkhttp://shabait.com calendar_today14-01-2018 18:46:15

758 Tweets

11,3K Followers

74 Following

ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

በዛ ሃገር የለን ሻላማላ
በዛ ህያብ ስውእ ዝተኸላ
ሓንቲ ንሳ ተካኢ ዘይብላ
ሻላ ማላ የለን ሻላ ማላ
በዛ ሪምና ጅግና ዝተኸላ።

በዛ ሃገር የለን ሻላማላ በዛ ህያብ ስውእ ዝተኸላ ሓንቲ ንሳ ተካኢ ዘይብላ ሻላ ማላ የለን ሻላ ማላ በዛ ሪምና ጅግና ዝተኸላ። #Eritrea #EDF #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ጸላእትን ዑስባቶምን ህዝቢ ኤርትራ ነጻነቱ ከየብዕል ዘይፈተንዎ ሓሶት የለን: ናይ ህዝቢ መልሲ ግና ጸሎትናን ጸሎትኩምን በበይኑ ብምባል ብኣማኢት ኣሽሓት ናብ ጎደናታት ብምውሓዝ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ክብሪ ነዚ ዘይጸዓድ ህዝቢ!

ጸላእትን ዑስባቶምን ህዝቢ ኤርትራ ነጻነቱ ከየብዕል ዘይፈተንዎ ሓሶት የለን: ናይ ህዝቢ መልሲ ግና ጸሎትናን ጸሎትኩምን በበይኑ ብምባል ብኣማኢት ኣሽሓት ናብ ጎደናታት ብምውሓዝ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ክብሪ ነዚ ዘይጸዓድ ህዝቢ! #Eritrea #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ናጽነቱ ብሰላም ከብዕል ሓይልታት ምክልኻል ፈቀዶ በረኻታትን ስንጭሮታትን ተዘሪኡ ንዛ ናይ ሕድሪ ሃገር ካብ ሓሳዳትን ክፍኣት ዝሓስቡን ንምክልኻል ሰም ከየበለ ይሓድር ኣሎ፡ ክብሪ ንሰራዊትና!

ህዝቢ ናጽነቱ ብሰላም ከብዕል ሓይልታት ምክልኻል ፈቀዶ በረኻታትን ስንጭሮታትን ተዘሪኡ ንዛ ናይ ሕድሪ ሃገር ካብ ሓሳዳትን ክፍኣት ዝሓስቡን ንምክልኻል ሰም ከየበለ ይሓድር ኣሎ፡ ክብሪ ንሰራዊትና! #Eritrea #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ህጻን’ውን ተኾነ ፊደል ዘይቆጸረ
ይዝምር'ዩ ዘሎ ሃገር እናበለ !!
❤️🇪🇷❤️

ህጻን’ውን ተኾነ ፊደል ዘይቆጸረ ይዝምር'ዩ ዘሎ ሃገር እናበለ !! ❤️🇪🇷❤️
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ኤርትራ ክሕጎስ ናጽነቱ ክጽንብል ንሶም ክሓርቁ፡ ከዕገርግሩን ኣመሎም እዩ፡ ብከምኡ ከኣ እዮም ሓሳባትና ዝሰርቅ ኣጀዳታት ዘምጹ፡ ንሕና ግና ንኹሉ ሸለል ኢልና ዉራይ በዓል ናጽነትና ጥራይ ንግበር :: ርሑስ በዓል ቅነ ነጻነት!

ህዝቢ ኤርትራ ክሕጎስ ናጽነቱ ክጽንብል ንሶም ክሓርቁ፡ ከዕገርግሩን ኣመሎም እዩ፡ ብከምኡ ከኣ እዮም ሓሳባትና ዝሰርቅ ኣጀዳታት ዘምጹ፡ ንሕና ግና ንኹሉ ሸለል ኢልና ዉራይ በዓል ናጽነትና ጥራይ ንግበር :: ርሑስ በዓል ቅነ ነጻነት! #Eritrea #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ጽንዓት ምስ ፍሽኽታ!

'ገለን ንጥፍኣትኪ ይቛመር
ገለን ድማ ንኽብረትኪ ብጓህሪ ይኹምተር'

ክብርን ሞጎስን ንምኽልኻል ሓይልታት ኤርትራን ተባዕ መሪሕነቱን!!!

ጽንዓት ምስ ፍሽኽታ! 'ገለን ንጥፍኣትኪ ይቛመር ገለን ድማ ንኽብረትኪ ብጓህሪ ይኹምተር' ክብርን ሞጎስን ንምኽልኻል ሓይልታት ኤርትራን ተባዕ መሪሕነቱን!!! #Eritrea #ERITREA #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ፈጸምቲ መራሕቲ እንበር ተዛረብቲ፡ ፈከርቲ መራሕቲ የብልናን ብኸምኡ እዩ ከኣ ዝተሰርሐ ይሰራሕ ንሃልኪ ፕሮፓጋንዳ ዘይውዕል፡ ብከምኡ እዩ ከኣ ወያነ ህዝብና ከተጥፍእ ሚሳይል ምስ ኣዝነበትልና ብዘይ ፈኸራ ኣቲና ጉብኣ ዝሃብናያ።

ፈጸምቲ መራሕቲ እንበር ተዛረብቲ፡ ፈከርቲ መራሕቲ የብልናን ብኸምኡ እዩ ከኣ ዝተሰርሐ ይሰራሕ ንሃልኪ ፕሮፓጋንዳ ዘይውዕል፡ ብከምኡ እዩ ከኣ ወያነ ህዝብና ከተጥፍእ ሚሳይል ምስ ኣዝነበትልና ብዘይ ፈኸራ ኣቲና ጉብኣ ዝሃብናያ። #Eritrea #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ሰውራ ኤርትራ ኪኖ’ቲ ዝተነግረ ገድላዊ ተኣምራቱ ብመስዋእቲ ብሉጻት ዝተኸተመ ርእሰ ታሪኻት ሰውራታት ዓለም’ዩ!

ሰውራ ኤርትራ ኪኖ’ቲ ዝተነግረ ገድላዊ ተኣምራቱ ብመስዋእቲ ብሉጻት ዝተኸተመ ርእሰ ታሪኻት ሰውራታት ዓለም’ዩ! #Eritrea #EPLF #Shaebia
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ኣብዚ ሃገር ዘሎ ሙሁር መንእሰይ ንሞይኡ ዝበቅዕ እኹል ዶሞዝ የብሉን ግን ከኣ ሱቕ ኢሉ ይሰርሕ!ሰራዊትና ርብዒ ዘመን ኣብ ድፉዕ ጠምየ:ዓሪቐ ግን ኣይወጽኦን!ነዚ ዓይነት ሰብ ትውንን ሃገር ኣላትና::እዚ ከኣ ኣብ ካልእ ዘየለ ትዕድልቲ እዩ!

ኣብዚ ሃገር ዘሎ ሙሁር መንእሰይ ንሞይኡ ዝበቅዕ እኹል ዶሞዝ የብሉን ግን ከኣ ሱቕ ኢሉ ይሰርሕ!ሰራዊትና ርብዒ ዘመን ኣብ ድፉዕ ጠምየ:ዓሪቐ ግን ኣይወጽኦን!ነዚ ዓይነት ሰብ ትውንን ሃገር ኣላትና::እዚ ከኣ ኣብ ካልእ ዘየለ ትዕድልቲ እዩ! #Eritrea #FB
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ልዕሊ 17 ሽሕ ዝኾኑ መበል 36 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት መንእሰያት ትምህርቶም ዛዚሞም ወተሃደራዊ ታዕሊም ጀሚሮም ኣለው፡ ትምህርቲ ኣብ ሳዋ ካብዝጅምር ስጋብ ሕጂ ልዕሊ 273 ሽሕ ተመሃሮ በታ ዋሕስ ሃገር ተፍሪ ሳዋ ሓሊፎም ኣለው።

ልዕሊ 17 ሽሕ ዝኾኑ መበል 36 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት መንእሰያት ትምህርቶም ዛዚሞም ወተሃደራዊ ታዕሊም ጀሚሮም ኣለው፡ ትምህርቲ ኣብ ሳዋ ካብዝጅምር ስጋብ ሕጂ ልዕሊ 273 ሽሕ ተመሃሮ በታ ዋሕስ ሃገር ተፍሪ ሳዋ ሓሊፎም ኣለው። #Eritrea #EDF #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ሰብ ምዃን ተፈጥሮ'ዩ፡
ኤርትራዊ ምዃን ትዕድልቲ'ዩ፡
ሻዕብያዊ ምዃን ምርጫ'ዩ፡
እሙን ሃገራዊ ምዃን ግዴታ'ዩ!

ሰብ ምዃን ተፈጥሮ'ዩ፡ ኤርትራዊ ምዃን ትዕድልቲ'ዩ፡ ሻዕብያዊ ምዃን ምርጫ'ዩ፡ እሙን ሃገራዊ ምዃን ግዴታ'ዩ! #Eritrea #EDF #FB #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ንሳ’ያ ሃንዳሲት!
ንሳ’ያ ቀላሲት!
ንሳ’ያ ኣውራሲት!
ንሳ’ያ ወራሲት!
ኤርትራዊት! ኣንበሲት!

ንሳ’ያ ሃንዳሲት! ንሳ’ያ ቀላሲት! ንሳ’ያ ኣውራሲት! ንሳ’ያ ወራሲት! ኤርትራዊት! ኣንበሲት! #Eritrea #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ኤርትራ: ጾታዊ መዓርነትን ምዕሩይነትን መትከላዊ መሰል ጥራይ ዘይኮነ: ብግብራዊ ተሳትፎን መስዋእትን ጓል ኣንስታይቲ ኤርትራ ዝተዋሕሰ ግቡእ ኢዩ።
ይከኣሎን ዋርሳይን ኣብ ምግልጋል ሃገር!

ኣብ ኤርትራ: ጾታዊ መዓርነትን ምዕሩይነትን መትከላዊ መሰል ጥራይ ዘይኮነ: ብግብራዊ ተሳትፎን መስዋእትን ጓል ኣንስታይቲ ኤርትራ ዝተዋሕሰ ግቡእ ኢዩ። ይከኣሎን ዋርሳይን ኣብ ምግልጋል ሃገር! #Eritrea #EDF #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

'ቀይሕ ባሕሪ ዝሕልውን ዝስንጥቑን ኣእላፍ መንእሰያት ተኪኤ እየ'
ስውእ ተጋዳላይ ሑመድ መሓመድ (ካሪካረ)
ሻዕብያ ከኣ ይገብር እምበር ኣይዛረብን እዩ ብከምኡ እዩ ብሰላሕታ ብዘይ ዘረባ ዓርሞሽሞሽ ሓይሊ ባሕሪ መስሪቱ ዘሎ።

'ቀይሕ ባሕሪ ዝሕልውን ዝስንጥቑን ኣእላፍ መንእሰያት ተኪኤ እየ' ስውእ ተጋዳላይ ሑመድ መሓመድ (ካሪካረ) ሻዕብያ ከኣ ይገብር እምበር ኣይዛረብን እዩ ብከምኡ እዩ ብሰላሕታ ብዘይ ዘረባ ዓርሞሽሞሽ ሓይሊ ባሕሪ መስሪቱ ዘሎ። #Eritrea #ERINavy
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ንኤርትራ ከይትትንክፍዋ እዚ ለመና ዘይኮነ ትእዛዝ እዩ! ከመይሲ ኩልትናና ስለዝኾነት፡ ህዝባ’ውን ንእሽተይ ይኹን ዓቢ ምእንትኣ ክብጆ ቅሩብ ስለዝኾነ: ከምኡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ንኹሉ ክፍኣት ናይ ጸላእትና ሰጊርና ደው ኢልና ዘለና።

ንኤርትራ ከይትትንክፍዋ እዚ ለመና ዘይኮነ ትእዛዝ እዩ! ከመይሲ ኩልትናና ስለዝኾነት፡ ህዝባ’ውን ንእሽተይ ይኹን ዓቢ ምእንትኣ ክብጆ ቅሩብ ስለዝኾነ: ከምኡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ንኹሉ ክፍኣት ናይ ጸላእትና ሰጊርና ደው ኢልና ዘለና። #Eritrea #EDF
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ዋርሳይ ከም ሽሙ ወሪሱ ሀገር ዝተኸላኸለ፡ ሃገር ዝዓቀበ፡ ሃገር ዝሃነጸ፡ ህዝቢ ዘየድፈረ፡ መንግስቱ ዝዓቀበ፡ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ወለዶ ስለ ዝሓዘት እያ ዘይተደፍረት
ክብርን ሞገስን ንተዋራራሳይ ባህሊ ጅግንነት ኤርትራውያን!

ዋርሳይ ከም ሽሙ ወሪሱ ሀገር ዝተኸላኸለ፡ ሃገር ዝዓቀበ፡ ሃገር ዝሃነጸ፡ ህዝቢ ዘየድፈረ፡ መንግስቱ ዝዓቀበ፡ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ወለዶ ስለ ዝሓዘት እያ #Eritrea ዘይተደፍረት ክብርን ሞገስን ንተዋራራሳይ ባህሊ ጅግንነት ኤርትራውያን!
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ዝተተኽለት
ብረሃጽን ደምን ዝጠጥዔት በዕጽምቲ ደቃ ዝተሓጽረት መቃብር ዓመጽቲ ሓበን ውጹዓትን።

ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ዝተተኽለት ብረሃጽን ደምን ዝጠጥዔት በዕጽምቲ ደቃ ዝተሓጽረት መቃብር ዓመጽቲ ሓበን ውጹዓትን። #Eritrea #EDF #Sawa #FB #ERITREA
account_circle
ሃገራዊ ድሕነት(@hagerawiDihnet) 's Twitter Profile Photo

“ሻዕብያ ዳኛ የብሉ ሰማይ ዓንዲ የብሉ፡ካባና ዝውሕድ ዓቅሚ ሒዙ ብኒሕን ትዕቢትን ንሓያላት ኣይገድፍ ንዓና ንኩልና ኣምበርኪኹና።”
ሓደ ካብ ልሂቃን ወያነ ዝበሎ።
ምንብርካኽ ጥራይ ዘይኮነ ስሬኹምውን ኣፍቲሑኩም’ዩ!

“ሻዕብያ ዳኛ የብሉ ሰማይ ዓንዲ የብሉ፡ካባና ዝውሕድ ዓቅሚ ሒዙ ብኒሕን ትዕቢትን ንሓያላት ኣይገድፍ ንዓና ንኩልና ኣምበርኪኹና።” ሓደ ካብ ልሂቃን ወያነ ዝበሎ። ምንብርካኽ ጥራይ ዘይኮነ ስሬኹምውን ኣፍቲሑኩም’ዩ! #Eritrea #EDF #FB #ERITREA
account_circle