
ኤርትራAdey🇪🇷
@ertraadey
ኣንጻርና ሰሚሮም ናይ ጸላእቲ ወገን
ኩሎም ተጻባእቲ ናይ ውሽጥን ናይ ደገን
ንጥፍኣትና ተዛራርዮም ሓያላት ናይ ዓለም
ዓንዲ ጽንዓትና ግን ዝንቕንቖ የለን
ገና ቀጻሊ'ዩ ቃልስና ብትብዓት
ሎሚ ከም ትማሊ ኽሳብ ዓወት ጽንዓት💪 🇪🇷💓
I ❤️ 🇪🇷
ID: 1635791998023004162
https://shabait.com/ 14-03-2023 23:58:00
2,2K Tweet
634 Takipçi
474 Takip Edilen