Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile
Dahlak Islands

@beylule

Eritrean culture Resilience and courage

ID: 1097966099445043200

calendar_today19-02-2019 21:08:12

5,5K Tweet

1,1K Followers

455 Following

Lulna.M🇪🇷🐪 (@lulna15) 's Twitter Profile Photo

ሕጂ ውን ጌና ኣሎ ትጨዳዲ ማዕበል, ኣሎ ጌና ሓደን ክንድሽሕን ነናሻዕ ዝውለድ ♥️ #ኤርትራና ወላዲት ጀጋኑ ኣርማ ጅግንነት💥 #ሻዕብያ መናድቅ ኣይኮነን ሰሪሑ, ዘይነቃነቅ ሕብረተሰብዩ ሃኒጹ♥️#ሕጂውንሻዕብያ🇪🇷🐪✊ Teblez Fisseha ود خليفة الخلفاء The Best President Isaias Afwerki 🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷 NEW ERA OF HOA ☮️ ❤️ & ECONOMY INTEGRATION

Ministry of Information, Eritrea (@shabait) 's Twitter Profile Photo

ሕርሻዊ ንጥፈታት ከርከበት ዓንዶም ግርማይ (ወዲ-ደረስ) ስእሊ- ኣቤል በረኸት ኣባል13 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብትምህርቲ ምስ መበል 17 ዙርያ ሳዋ ዝወረደን ኣስመሮም ካሕሳይ፡ ኣብ 2009 ካብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ብዓውዲ ምክልኻል ሕማማትን

ሕርሻዊ ንጥፈታት ከርከበት
ዓንዶም ግርማይ (ወዲ-ደረስ)
ስእሊ- ኣቤል በረኸት

ኣባል13 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብትምህርቲ ምስ መበል 17 ዙርያ ሳዋ ዝወረደን ኣስመሮም ካሕሳይ፡ ኣብ 2009 ካብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ብዓውዲ ምክልኻል ሕማማትን
#InvestInEritrea 👩🏿‍🔧 🇪🇷🇪🇷 (@dahlakib) 's Twitter Profile Photo

መን ሙኻንካ ክነግረካስ ምስ መን ከምትውዕል ንገረኒ። እዚ ኮነ ተባሂሉ ፈላላይ ዝኾነ ዘረባታት ምድርባይ ርእይትኡ ኢልኩም ትሓስቡ ሰባት ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እዩ ነገራቱ። ኤርትራ ብርእይቶ ኣይኮነትን መጺኣ ብደምን የዕጽምትን እያ መጺኣ።

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

ምድንጋጽ ምስዘን 3ተ ንትሕቲ ሃገራዉነት ዝዝምራ ኣዕነውቲ ጭፍራታት ኣግኣዝያን ንሓመዱ ኣለና ዋልታ ቁሸት ያዕ ንበሎ

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

ፋኖዎች ተባብረው ሰውየውን (አብይ) ቶሎ ካላስቆሙት ጦርነቱ ነገም ከነገ ወዲያም ያስቀጥለዋል ቆይቶም ያሸንፈዋል

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

Abiy Ahmed Ali's childish Adventurism "ዕሸላዊ ዕንደራነት" ንመን ክተሰናብድ (ማንን ልታስፈራራ) ንመን ክተጥቅዕ (ማንን ልታጠቃ) ዓዲ ወዓል (አርፈህ ተቀመጥ)

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

ነዚሕጂኣብ ሞንጎ ህዝብታት ዝግበር ዕውት ጽምዶ ኣድላይነት ዘይብሉ ዘረባ እንዳምጻእና ኣይንዝረጎ

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

ጽምዶ ክትብል ከለኻ ብዛዕባ ከበሳ ጥራይ ዘይኮነስ ብዛዕባ ኤርትራ ኢካ ትዛረብ ዘለኻ "ሞገተ ብስነ ፍልጠት"

Dahlak Islands (@beylule) 's Twitter Profile Photo

ስም ናይ መሬትና ኤርትራ ስለዝኾነ ኤርትራውያን ንበሃል ስም መሬትኩም ትግራይ ስለዝበሃል ድማ ተጋሩ ትበሃሉ ቅድሚ ኤርትራ ምስማያ ድማ ምድረ ባሕሪ ተባሂላ ትጽዋዕ ኔራ