
ኢየሩሳሌም💛❤🙏
@eiyorsalemh
ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ውፁዕ ህዝበይ😭💒🙏ክወግሕ እዩ ክሓልፍ እውን እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ ግን ቃንዛና ከይርሳዕ ሓደራ😢💛⭐❤✊
💒😭ዎ እግዚኣብሄር ንሕዝብኻ ኣድሕኖ መዝ:28:9💒🙏ተዛርዮምላ ዓደይን ኣደይን😢✊ክንፍተን ኢና ግን ክንዕወት ኢና::
ID: 1499019668694212617
02-03-2022 13:55:28
57,57K Tweet
1,1K Followers
1,1K Following