Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile
Sultan.MSied @ ኣስመራ

@sultanmsied1

Born nd raised in asmara. Also lives in Eritrea. Typical Eritrean.
Economist, Researcher, Documentary film Director and Script Writer.#Panafrican

ID: 1516436135790137348

calendar_today19-04-2022 15:21:19

415 Tweet

1,1K Followers

196 Following

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

Russian cabinet approves creation of Russia-Eritrea cooperation commission. The Russian government has approved the creation of a Russian-Eritrean commission on trade-economic and scientific-technical cooperation.

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

Narratives that distorts facts and a history with mythical foundation is not a morale-boosting tradition but rather a quicksand [swamp] with serious consequences. So Ethiopians need to courageously challenge such subversive narratives and have to accept Ethiopia is landlocked.

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

ናይ ቀንጠብጠብን ውስልትናን ኣእዳዉ ዝሰብር፡ ዓይኒ ኣባይ ኤርትራ ዝደፍን ምዑት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡፡

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

ሕርሻ ሓልሓለ፡ ኣብ ቅንያት ክራማት ሓደ ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መሳርሒ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣብ ንጡፍ ስራሕ

ሕርሻ ሓልሓለ፡ ኣብ ቅንያት ክራማት
ሓደ ኪሎሜተር ዝዝርጋሕ መሳርሒ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣብ ንጡፍ ስራሕ
Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

ሎሚ 3 ነሓሰ፡ ናይ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ተመሃሮ፡ ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ንምዝዛም ናብ መዲና መንእሰያት ሳዋ ነቒሎም፡ ሰናይ ጉዕዞ፡

ሎሚ 3 ነሓሰ፡ ናይ ዝተፈላለያ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ተመሃሮ፡ ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቶም ንምዝዛም ናብ መዲና መንእሰያት ሳዋ ነቒሎም፡ ሰናይ ጉዕዞ፡
Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

ነፍሲወከፍ መራሒ ዝወስዶ ግጉይ ስጉምቲ ነታ ናይ ዕንወት ጽዋእ ክመልኣ`ዩ ጸኒሑ፡፡ኢትዮጵያ፡ፍጹም ናብ ዘይትምለሰሉ መገዲ ትምርሽ'ላ፡እቲ ‘ሓድነት ኢትዮጵያ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘርብሕ’ዩ' ዝብል መትከላዊ ቃል ኤርትራ ብጣዕሳ እናተዘከረ ክነብር’ዩ

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

መመረቕታ መጽሓፍ ዕምባባ ኣብ ረመጽ፡ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ሓቀኛ ፍጻመታት ዘካተተት፡ንተመኵሮ ሓርነታዊ ቓልሲ እተዘንቱ መጽሓፍ እንሆ ንመመረቕታ በቂዓ ኣላ:መመረቕታ፡ዓርቢ 26 መስከረም፡ ኣብ ከተማ ከረን፡ ቀጽሪ ሆቴል ኮስቲና ክካየድ እዩ።

መመረቕታ መጽሓፍ
ዕምባባ ኣብ ረመጽ፡ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ሓቀኛ ፍጻመታት ዘካተተት፡ንተመኵሮ ሓርነታዊ ቓልሲ እተዘንቱ መጽሓፍ እንሆ ንመመረቕታ በቂዓ ኣላ:መመረቕታ፡ዓርቢ 26 መስከረም፡ ኣብ ከተማ ከረን፡ ቀጽሪ ሆቴል ኮስቲና ክካየድ እዩ።
Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

እዞም ኣብ ጸጽባሕ ዝበቚሉ ዘለዉ ጀነናላት (ጀነራላት) ጐረቤት ሃገር'ሲ ብኪነታዊ ብልሒ(AI) ደኣ ይስርሑ ከይህልዉ፡ወይ'ውን ኣብ ናይ ሚሳላዊ ኲናት gameapp ተጫዊቶም ምስ ሰዓሩ ከም ግንዖ ጽሩራ ይወሃቡ ከይህልዉ፡በዚ ኢልካ በቲ መልስና 'ዓዲ ወዓሉ'ዩ'

Sultan.MSied @ ኣስመራ (@sultanmsied1) 's Twitter Profile Photo

ብፍስሃየ ተኽላይ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣብ ከተማ ከረን ብኣማኢት ዝቚጸሩ ዕዱማት ኣብ ዝተረኽብሉ ኣጋጣሚ ተመሪቓ፡ ኣብ ኣስመራ ድማ ንዕለት 11 ጥቅምቲ ኣብ ሲነማ ሮማ ኽትምረቕ እያ፡፡ነዛ መጽሓፍ ኣብ ወጻኢ ሃገር ንምክፍፋል ድሌት ዘለኩም ጽሓፉለይ፡፡

ብፍስሃየ ተኽላይ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣብ ከተማ ከረን ብኣማኢት ዝቚጸሩ ዕዱማት ኣብ ዝተረኽብሉ ኣጋጣሚ ተመሪቓ፡
ኣብ ኣስመራ ድማ ንዕለት 11 ጥቅምቲ ኣብ ሲነማ ሮማ ኽትምረቕ እያ፡፡ነዛ መጽሓፍ ኣብ ወጻኢ ሃገር ንምክፍፋል ድሌት ዘለኩም ጽሓፉለይ፡፡