ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION (@tigrayc60610) 's Twitter Profile
ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION

@tigrayc60610

These account is intended to veterans of Tigray.

ID: 1896555448884736000

calendar_today03-03-2025 13:40:47

8 Tweet

15 Takipçi

138 Takip Edilen

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION (@tigrayc60610) 's Twitter Profile Photo

ዝኸበርኩም ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ደገን ዘለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን ትግራይን ኣብ ድጋፍን ሕውየትን ስድራ ስውእ ሓርበኛታትና: ብኽብሪ ዝተሰናበቱ ሓርበኛታት: ከምኡውን ኣብ ምሕብሓብን ምሕካምን ጉዱኣት ኣካል ኹናት ጀጋኑና

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION (@tigrayc60610) 's Twitter Profile Photo

ዘለው ናይ ትካልና ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ቀፃሊ ንጥፈታትን ከምኡውን ብካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝፀደቀ ደንቢ መሰል ተጠቃምነት ሓርበኛን ስድራ ስውእ ሓርበኛን አመልኪቱ ዘለው ምዕባለታት ካብ ናይ Facebook ገፅና ብተወሳኺ በዚ platform

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION (@tigrayc60610) 's Twitter Profile Photo

እውን ሓበሬታታት ክንውዝዕ ኢና እሞ follow, share, & ሪኢቶታትኩም ኣይፈለየና። ዳይሬክቶሬት ርክብ ህ/ዝብን ምልላይ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ።

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ TIGRAY PATRIOTS COMMISSION (@tigrayc60610) 's Twitter Profile Photo

ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ንድጋፍ ስድራ ስውኣትን ንመሐከሚ ጀጋኑ ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ዝውዕል ናይ 1,000,000 (ሓደ ሚልዮን) ብር ሓገዝ ንኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ኣበርኪቶም።

ነባርነቶም ኣብ ሃገረ አሜሪካ ግዝኣት ኮሎራዶ/ዴንቨር ዝኾኑ ፈታዊ ህዝቦምን ዓዶምን ኣይተ ደሳለኝ ብርሃነ ወ/ገብርኤል ንመሐከሚ ጉዱኣት ኹናት ዝውዕል ብር 500,000 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ) ናይ ገንዘብ ሓገዝ ን ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ኣበርኪቶም።