Nova Raya💎 (@hableyou) 's Twitter Profile
Nova Raya💎

@hableyou

Tigeray💎

ID: 1450422089408733191

calendar_today19-10-2021 11:23:14

10,10K Tweet

1,1K Takipçi

1,1K Takip Edilen

Dawit Kahsay (@dawitkz) 's Twitter Profile Photo

ብሓይሊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝግበር ዕምጠጣ፥ መስል ዓርሰ ምሕደራ ዝኸብስ እዩ። ሰብ እናቐተልኻ ዝትከል ምሕደራ ፀረ ህዝቢ እምበር ህዝባዊ ምሕደራ ክኸውን ኣይኽእልን። ጠጠው ይበል ናብ ዝገደደ ከድፀደፍና

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ኣይትተኩሱልና | ኣብ ልዕሊ #ህዝቢ ኣይትተኩሱ ናብ ህዝቢ ኣይትተኩሱ !! ናብ ህዝቢ ምትኳስ ናይ ምንዋር ተቓውሞ ይቐፅል:: ዋዕሮታት ኣሸንዳ ማይጨው ራያ ራዩማ ❤️💛

ኣይትተኩሱልና | ኣብ ልዕሊ #ህዝቢ ኣይትተኩሱ ናብ ህዝቢ ኣይትተኩሱ !! 
ናብ ህዝቢ ምትኳስ ናይ ምንዋር ተቓውሞ ይቐፅል:: 
ዋዕሮታት ኣሸንዳ ማይጨው ራያ ራዩማ ❤️💛
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

እስካብ ማዓዚ እዩ ብህዝቢ ላሸቀጥኻ ብሓይሊ ልንበር? 5ይ ዓመይ ንጥቅመኛታት 5ተ ማዕልቲ የኾነትይ ምክንያትም ንፖለትካ ጥቅሞም ስለዝውእልዎ። #ይአክል ህዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ #ይአክል ህዝቢ ሰላም እዩ ዝደልይ #ይአክል ድምፂ ውፅዑዓን ይሰማዕ።

ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ።አብ ትሕቲ ኣቦይእዝጊ ና ሰብ መዳሕንቱ ሰብ ይኡ። እዚ ብዓል ጥዑም ሓሎ ሓውና ናዓቕምና ንሓግዞ👏ትሕግዝዎ ትኽእሉይ ትደልዩይ ብ ናባዕሉ ሒሳብ ቑፅሪ 1000218741448

Masharada Raya (@masharadasolo) 's Twitter Profile Photo

ተጋዳላይ ከያኒ ሃይለ መርጌታ (ወዲ ማርጌ)ካብ ድሓመም ልዕሊ 2ተወርሒ ገብሩ እንሆ ግን ክሳዕ ሐዚ ጉቡእ ሕክምና ኣየግነየይ ፣ ስለዚ ናብ ጥዑይ ሕክምና ወፅኡ ንክሕከም በብድኻኣልናዮ ናዓቕምና ንሓግዞ 🙏 ትሕግዝዎ ትደልዩ ብ ናባዕሉ Account

ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

ሠላም ንኹልኹም ደገፍቲ ጉማየ ፋውንዴሽን ጉማየ ፋውንዴሽን ካብ ልኾነ ፓለቲካዊ ውግንና ናፃ ልኾነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ቢሮ ኸፊቱ ትግራይ ልምሕያው፣ ልምልማዕ፣ ልምዝማን ናባዕሉ ኣስተዋፅኦ ልክገብር ልተጣየሸ፣ ሕጋዊ በዓል ዓብይ ተስፋ

ሠላም ንኹልኹም ደገፍቲ ጉማየ ፋውንዴሽን

ጉማየ ፋውንዴሽን ካብ ልኾነ ፓለቲካዊ ውግንና ናፃ ልኾነ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን መቐለን ቢሮ ኸፊቱ ትግራይ ልምሕያው፣ ልምልማዕ፣ ልምዝማን ናባዕሉ ኣስተዋፅኦ ልክገብር ልተጣየሸ፣ ሕጋዊ በዓል ዓብይ ተስፋ
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ጫፍ ጭካኔ ዕጡቓት ጉጀለ ኮርን ልዑኡን ኣብ ከተማ መኾኒ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ብዕራይ ሓደ ሰላማዊ ሰብ 5 ጥይቲ ኣብ ዝባኑ ብምርክፍካፍ ዝቀተሉ እንትኾን ንካሊእ ድማ ኣቁሲሎም እናሃው። #ህዝቢ_ራያ_ምጭፍጫፍ ደው ይበል #ራያ_ሞኾኒ ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ

ጫፍ ጭካኔ
ዕጡቓት ጉጀለ ኮርን ልዑኡን ኣብ ከተማ መኾኒ ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ብዕራይ ሓደ ሰላማዊ ሰብ 5 ጥይቲ ኣብ ዝባኑ ብምርክፍካፍ ዝቀተሉ እንትኾን ንካሊእ  ድማ ኣቁሲሎም እናሃው። #ህዝቢ_ራያ_ምጭፍጫፍ ደው ይበል #ራያ_ሞኾኒ 
ጽንዓት ንመላእ ቤተሰብ
crazy (@batsebacrazy) 's Twitter Profile Photo

TPLF militants are committing war crimes in the people’s of Raya, Tigray. They are killing, kidnapping and arresting civilians as well as deteriorating the innocent residents of The city Mekhoni, Raya,Tigray. #TplFmustgo #TPLFisterrorgroup ICC Amnesty International USA UN Human Rights

JOHN (@john_danaite) 's Twitter Profile Photo

ለባም ሕዝቢ ብኣኩም ንህበን ልቢ ተዝህልዎም ካባኩም ክንደይ ሰብ ምተምሀረ ኣበይቲ ኣዲ ራያ ቃላት የብለይን ምስጋና ንኣኩም ብየማን ብፀጋም ንዙይ ፍትሀዊ ግልፂ ዝኮነ ህቶ ክንደይ ነውራማት ንምጭዋይ ሀተፍተፍ ክብሉ ተኣዚብና ታሪኩም ኣንፀባራቂ እዩ