Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile
Ahmedani Mohammed

@ahmedanimohamm1

Journalist

ID: 1517441316505980929

calendar_today22-04-2022 09:54:53

49 Tweet

623 Followers

68 Following

Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile Photo

#Eritrea ካብ ወደባዊት ከተማ ዓሰብ ኣብ ቀረባ ርሕቀት ትርከብ፡ ንምግፋፍ ዓሳን ምዝንጋዕን ዘብህግ ጽባቐን ብዝሒ ዓሳታትን እትውንን ደሴት "ሰን'ዓቡር"

#Eritrea ዕዳጋ ጥሪት ዓሰብ ድሮ ዒድ ኣልፈጥር! ዋጋ ጤለ-በጊዕ ሕሱር እዩ ዘሎ። ርሑስ ዒድ

#Eritrea ዓሰብ፡ ሰላታል-ዒድ ኣልፈጥር ብርክት ዝበሉ ምእመናን ኣብ ዝተረኽብሉ ብድምቀት ተኻይዱ። ርሑስ ዒድ

#Eritrea ክብሪ ነቲ ኣብ ማእከል ሃገር ዕለታዊ ህይወትና ብዘይስክፍታ ክንመርሕ፡ ለይትን ቀትርን ወሰናስን ሃገር ኣብ ምሕላው ዝርከብ ጅግና ሓይልታት ምክልኻልና።

#Eritrea ኣብ ከተማ ዓሰብ ተዓቅቦም ካብ ዝርከቡ፡ ምስ ምእታው ጥልያን ናብታ ከተማ ምትሕሓዝ ካብ ዘለዎም ቅርስታት

#Eritrea ህጻናትና ምስ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዎም ክቱር ፍቕሪ ተራ ተርእዮ ዘይኮነስ፡ ንምርካቡ ካብ ዝተሓልፈ ታሪኽ ዝመንጨወ እዩ።

ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝቢ ንናጽነት ካብ ዝነበሮ ክቱር ድልየት ዝተበገሰን ሓያል ህዝባዊ ተሳትፎ ዘዐወቶን'ዩ። ርሑስ ቅንያት ጽንብል በዓል ናጽነትና ንያትና ናጻ ሕርያና!

ብረታዊ ቃልስና፡ ህዝቢ ንናጽነት ካብ ዝነበሮ ክቱር ድልየት ዝተበገሰን ሓያል ህዝባዊ ተሳትፎ ዘዐወቶን'ዩ። ርሑስ ቅንያት ጽንብል በዓል ናጽነትና
ንያትና ናጻ ሕርያና!
Yemane G. Meskel 🇪🇷 (@hawelti) 's Twitter Profile Photo

ሓተታ፥ "ናይ ኩሉን ንኹሉን" ዓለም - ግዴታ'ምበር ሕርያ ኣይኮነን ኤርትራ፡ ረብሓ ኩሎም ህዝብታትን ሃገራትን ዘረጋግጽ፡ ምዕሩይ፡ ውዱን፡ ሕጊ ዝማእገሩ፡ ኣህጉራዊ ስርዓትን ስትራተጂያዊ ዝምድናታትን ከምዝደሊ ትኣምን shabait.com/2022/05/07/%e1…

ሓተታ፥
 "ናይ ኩሉን ንኹሉን" ዓለም - ግዴታ'ምበር ሕርያ ኣይኮነን
 
ኤርትራ፡ ረብሓ ኩሎም ህዝብታትን ሃገራትን ዘረጋግጽ፡ ምዕሩይ፡ ውዱን፡ ሕጊ ዝማእገሩ፡ ኣህጉራዊ ስርዓትን ስትራተጂያዊ ዝምድናታትን ከምዝደሊ ትኣምን

shabait.com/2022/05/07/%e1…
Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile Photo

ሳሕል ከም ሃገር ህዝባዊ ግንባር ከም መንግስቲ'ዩ፡ ንስርዓት ደርግን ዘራያቱን ገጢሙ ተዓዊቱ። ንያትና ናጻ ሕርያና!

ሳሕል ከም ሃገር ህዝባዊ ግንባር ከም መንግስቲ'ዩ፡ ንስርዓት ደርግን ዘራያቱን ገጢሙ ተዓዊቱ። 

ንያትና ናጻ ሕርያና!
Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile Photo

ንህዝቢ ትግራይ ግዳይ ጥምየትን ዓጸቦን ገይሩ ተጸባይ ረድኤት ክኸውን ዘቃለዐ ህወሓት ደኣ እምበር ዝኾነ ካልእ ኣካል ስለ ዘይኮነ እቲ ፍታሕ ምስ ህወሓት ብምፊታሕ ጥራይ ዝመጺ።

ኤርትራና ቱሩዝማዊ ስሕበት ዝፈጥር ጽሩይን ዘይተበከለን ሰፊሕ ገማግም ባሕሪ እያ ትውንን፡፡ በራዓሶሊ ዞባ ደ/ቀ/ባሕሪ ን/ዞባ ደቡብ ደንካሊያ

ኣገልግሎት ተለቭዥን ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ መበል 31 ዓመት ጽንብል ናጽነት ካብ ጽባሕ ሰኑይ 16 ግንቦት ካብ ንግሆ ሰዓት 9 ጀሚሩ፡ መደባቱ ነዚ ክቡር ዕለት'ዚ ብዘንጸባርቕ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ክስነ ምዃኑ ይሕብር፡፡ ርሑስ ቅንያት ናጽነት

ኣገልግሎት ተለቭዥን ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ መበል 31 ዓመት ጽንብል ናጽነት ካብ ጽባሕ ሰኑይ 16 ግንቦት ካብ ንግሆ ሰዓት 9 ጀሚሩ፡ መደባቱ ነዚ ክቡር ዕለት'ዚ ብዘንጸባርቕ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ክስነ ምዃኑ ይሕብር፡፡ ርሑስ ቅንያት ናጽነት
Yemane G. Meskel 🇪🇷 (@hawelti) 's Twitter Profile Photo

Full support to Natnael Tesfazion whose performance in breakway group at Stage 9 of 105th Giro d/Italia today was phenomenal prior to his crash. #Eritrea's professional cyclists now possess wide spectrum of talent - sprint; steep mountain climb... "x.com/giroditalia/st…"

Full support to Natnael Tesfazion whose performance in breakway group at Stage 9 of 105th Giro d/Italia today was phenomenal prior to his crash.  #Eritrea's professional cyclists now possess wide spectrum of talent  - sprint; steep mountain climb... 

"x.com/giroditalia/st…"
Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile Photo

እዚ ናይ ወያነ ፈንጠርጠር፡ ካብቲ ክሳዳ ቆርጽካ ኣብ ጥስቲ ናይ ዝኸደንካያ ደርሆ ፈርፈር ዝፍለ የብሉን። ምኽንያቱ ናይ ኩሎም ዕምሪ ሓጽር'ዩ

Yemane G. Meskel 🇪🇷 (@hawelti) 's Twitter Profile Photo

Legacy of Women’s Participation in the #Eritrean Liberation Movement; by Bisrat Tesfay Active participation of female fighters in political, military, & other spheres, & extensive awareness discussions were critical in discarding discrimatory attitudes shabait.com/2022/06/02/the…

Legacy of Women’s Participation in the #Eritrean Liberation Movement; by Bisrat Tesfay

Active participation of female fighters in political, military, & other spheres, & extensive awareness discussions were critical in discarding discrimatory attitudes
 shabait.com/2022/06/02/the…
Ahmedani Mohammed (@ahmedanimohamm1) 's Twitter Profile Photo

#Eritrea ገመለይ ከምቲ ንጉዕዞ ቃልስና ዝሓገዞ ፡ ንጽንብል ዕለተ ሓርነትና እውን ዘድመቐ'ዩ።