ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile
ABPF

@abpf14

(A B P F)
#TigrayGenocide #TigrayMassArrests #TigrayFamine #TigraySieges #CallltAGenocide #StopTigrayBombing

ID: 1370438330916159492

calendar_today12-03-2021 18:15:58

265,265K Tweet

5,5K Takipçi

5,5K Takip Edilen

NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

ዓዲ አያኻ ይትከልካ ኮምዝይ ኢልካ እንዶ ናብ ህዝብኻ ምቕራብ አይመሓሸካን አንታ ሓወይ ኖዚ ኮምዝይ ዝበለ ሓቂሒዝካ ምሰቶም አብ ቀይሕ ባሕሪ ዝጥህሉ ዘለዉ ትጥሕል⁉️

Romhai ሮምኃይ (@romhai_h) 's Twitter Profile Photo

Day 1839 of the #TigrayGenocide: Expulsions of #Tigrayans from Western #Tigray continue nearly three years after the signing of the Pretoria agreement. #AmharaOutOfTigray #ReturnTegaruIDPs

Day 1839 of the #TigrayGenocide:

Expulsions of #Tigrayans from Western #Tigray continue nearly three years after the signing of the Pretoria agreement.

#AmharaOutOfTigray 

#ReturnTegaruIDPs
☦️ህሊና - አርአያ ❤️💛✊🏽 (@hili1421) 's Twitter Profile Photo

🚨 As COP30 meets to discuss climate resilience, let’s remember: In Tigray, forests weren’t lost to “climate change” — they were destroyed by war, starvation, displacement, and deliberate deprivation. Conflict is a climate disaster. UN Climate Change United Nations UN Environment Programme ☦️ህሊና - አርአያ ❤️💛✊🏽

☦️ህሊና - አርአያ ❤️💛✊🏽 (@hili1421) 's Twitter Profile Photo

⚠️ If the world is serious at #COP30 about protecting ecosystems, then it must name the truth: Genocide by attrition destroys land as deliberately as it destroys people. Tigray is a case study in slow environmental death. Int'l Criminal Court ☦️ህሊና - አርአያ ❤️💛✊🏽 #GenocideByAttrition

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

#ማይጨው_ታሪክ_ሰሪሓ ንሎሚ ዘይ ሕጋዊ ሽሞት ከጽድቕ ብድጋሚ ቖጸሮ ተታሒዙ ዝነበረ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብዚ ዘይሕጋዊ ኣኼባ ኣይንርከብን ኢሉ ነጺጉዎ ተስፋይ ኪዳኑ ዝመርሖ ጉጅለ ብሓይሊ ገፊፎም ኣዳራሽ የእትውዎ ኣለው #እዮኦይ

#ማይጨው_ታሪክ_ሰሪሓ
ንሎሚ ዘይ ሕጋዊ ሽሞት ከጽድቕ ብድጋሚ ቖጸሮ ተታሒዙ ዝነበረ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ኣብዚ ዘይሕጋዊ ኣኼባ ኣይንርከብን ኢሉ ነጺጉዎ
ተስፋይ ኪዳኑ ዝመርሖ ጉጅለ ብሓይሊ ገፊፎም ኣዳራሽ የእትውዎ ኣለው #እዮኦይ
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ትክክል አዶ ትግራይ ትሰማዕ።ምህላ አዴታት ብኽያት አዴታት ሽምግልና ዓበይቲ ዓዲ ንዕቆም ዘይሰሙዑ አሕና ግን ህዝቢና ሰዕና ለአዴታት ትግራይ ሰላም ንሃብን ይአክል ሓው ልሓው ምትህልላቅ። እዙይ ናይ ፀላእትና ሴራ ንብተኮ እና ትግራይና ሰላም ትኹን።

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ዋይ እህህ እልካ ዘይውፅእ ሓዘን ውልድ ማማየ ታ እማ ትዓይዮ ፅንዓቱ ይሃንኺ ዳአም። አታ እዙይ ላረአይ ዝይርህርሕ ልቢ ዝተውሃቦም ሩጉማን በዘይ ጦርነትን መንእሰይ ምውዳእ ካል ዘይብሎም። ኦህህህህህህ

Nebelet Press Gezana (@nebeletg) 's Twitter Profile Photo

ሰበር‼️ እንጀራ በሸቀጣ ሸቀጦች ሱቅ መሸጥ ተከለከለ ‼️ በሆቴሎች ብቻ እንዲሸጥም ወስኗል‼️ይሄ ነብሰ በላ የሆነ መንግስት ድሀውን ከምድረ ገፅ ካላጠፋሁ ብሏል‼️ ህዝብ ሆይ ውጣና የብልፅግና ባለስልጣናትን እነቅ ጨፍ***ጭፍ አንገት ቁ**ረ**ጥ ጨፍልቅ ‼️

ሰበር‼️
እንጀራ በሸቀጣ ሸቀጦች ሱቅ መሸጥ ተከለከለ ‼️ በሆቴሎች ብቻ እንዲሸጥም ወስኗል‼️ይሄ ነብሰ በላ የሆነ መንግስት ድሀውን ከምድረ ገፅ ካላጠፋሁ ብሏል‼️
ህዝብ ሆይ ውጣና የብልፅግና ባለስልጣናትን እነቅ ጨፍ***ጭፍ አንገት ቁ**ረ**ጥ  ጨፍልቅ ‼️
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ካብዚ እንድሕር ዘይተማሃርናሲ ካብመን እና ንማሃር ስለምንታይ ኩሉ ግዜ ንመውት መእንተ መን አዴታት ማዓንጣአን እንዳሓረራ ይነብራ? ስለ መን እው ስለመን።ልብ ዝብል ልብ ይበል ይአኽለና ጦርነት ይአኽላ ምንባዕ አዶ ትግራይ ።እወ ትግራይ አበይ አላ?

NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

አሕዋት ብፕሮፓጋንዳ ሻዕቢያን ፋኖን ፒፒን ተነፊሕኩም ቶግ ከይትብሉ ሕሰቡ። ሓደ ሓደ ትግራዋይ ነገር በራቁቱ ተዘይ ነጊርካዮ ሸርሒ ዝተዓረቑና ዝመሰሉ ዝጥቀሙልና ዘለዉ ጨፍጨፍትና ከይተረድኦ “ጥምዶና” “ፅምዶ” ኢሉ ብቕንዕና ተሓኒቑ ሸለል ኢሉ

NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

#ኦርቶዶክሰተዋህዶቤተክርሰትያን ሰራዋ እንደ እኝህ አባታችን አይኖቿን ወደአግዚአብሔር አንሰታ የክርሰቶሰን ወንጌል ብቻ መሰበክ ነዉ። የተጨማለቀ #የህወሓት የ #ባእዴን እና የ #ፒፒብልፅግና እና የሌሎችም አጭበርባሪዎች ፓለቲከኞች መሆን የለባትም

#ኦርቶዶክሰተዋህዶቤተክርሰትያን ሰራዋ እንደ እኝህ አባታችን አይኖቿን ወደአግዚአብሔር አንሰታ የክርሰቶሰን ወንጌል ብቻ መሰበክ ነዉ።

የተጨማለቀ #የህወሓት የ #ባእዴን እና የ #ፒፒብልፅግና እና የሌሎችም አጭበርባሪዎች ፓለቲከኞች መሆን የለባትም
NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

ተአማንነትና ንናይ ክርሰቶሰ ወንጌልን #ንፅዮንማርያምአክሱም ደአ እምበር ንቀምሸ ዝተኸድኑ ንትግራይ ዝሕምሱን ዝኸፋፍሉ ዘለዉ ንካድረታት ቀሳዉሰቲ አይኮነን ምእንተ #ወንጌለክርሰቶሰ ንነብር ንገልግል ንመዉት ምእንተ ክቡር ህዝቢትግራይ ንጣበቕ

ተአማንነትና ንናይ ክርሰቶሰ ወንጌልን #ንፅዮንማርያምአክሱም ደአ እምበር ንቀምሸ ዝተኸድኑ ንትግራይ ዝሕምሱን ዝኸፋፍሉ ዘለዉ ንካድረታት ቀሳዉሰቲ አይኮነን

ምእንተ #ወንጌለክርሰቶሰ ንነብር ንገልግል ንመዉት

ምእንተ ክቡር ህዝቢትግራይ ንጣበቕ
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ማቴዎስ 19÷6: ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞስ፡ ሰብ ኣይፍለዮ። ኽቡር ሓውና ዲ/ን(ዘማሪ) ክብሮም መሓሪ ብዝማሬ ዘኽበሮ ኣምላኩ ብቅዱስ ምስጢር ኣኽቢሩዎ ኣሎ ። ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበልኩም !!!

ማቴዎስ 19÷6: ደጊም ሓደ ስጋ እዮም እምበር፡ ክልተ ኣይኰኑን። ነቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞስ፡ ሰብ ኣይፍለዮ።
ኽቡር ሓውና ዲ/ን(ዘማሪ) ክብሮም መሓሪ ብዝማሬ ዘኽበሮ ኣምላኩ ብቅዱስ ምስጢር ኣኽቢሩዎ ኣሎ ። ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበልኩም !!!
NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

እዝኸ ድማ ታይ ዝበለ ድንቁርና እዩ ዝሰርሕ ዘሎ⁉️ 🤔ፓለቲካ ተሰሪሑለይ ተመይቱ ታይ ዝገበርና ሰባት ኢና❓ ከመይ እባ እዮም ን #ህዝቢትግራይ ንዒቐሞ ዘለዉ⁉️ እዚይ ዋላ ሓቂ እንተኾነሲ #ንህዝቢትግራይ እየ ዝሰርሕ እንዳበልካዶ ሓድነት ትብትን ኢኻ