Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profileg
Yabele Media

@YabeleMedia

Yabele Media is a private media for content production. Aims to inform, educate and entertain Tigrayan audience & beyond. Support #Yabele: https://t.co/yFtTNHnDPb

ID:1370136022743408646

linkhttps://yabelemedia.com calendar_today11-03-2021 22:14:39

1,4K Tweets

7,0K Followers

248 Following

Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ለካቲት 11 ብሄራዊ ብዓል ኮይኑ ክኽበር ይግባእ ዶ? twitter.com/i/broadcasts/1…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ሽኻል ህወሓት ይዛባዕ ስለ ዘሎ 'ዩ ዝቋወሙ ዘለዉ | ብእኒ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ዝምራሕ ዘሎ ፕሮጀክት እንታይ እዩ?

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ልዕሊ ትካላት ማይክሮፋይናንስ ዝበፅሐ እንወት| ገዝኦም ዝተቓፀሎም 180 ሰባት ጉዳይ | ወራር ዕስለ ዑፍ| ልዕሊ ... youtu.be/22ymh8cRv-8?si… via YouTube

ልዕሊ ትካላት ማይክሮፋይናንስ ዝበፅሐ እንወት| ገዝኦም ዝተቓፀሎም 180 ሰባት ጉዳይ | ወራር ዕስለ ዑፍ| ልዕሊ ... youtu.be/22ymh8cRv-8?si… via @YouTube
account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ዘንባዕባዕ ኪነ ጥበባውያን ትግራይ -ኣሸንዳን ሙዚቃን ፣ ሌጋሲ መለስ ዜናዊ ብመንፅር ኢትዮጵያንትግራይን! twitter.com/i/broadcasts/1…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

“ክዳን ዮሃንስ ካብ ጸጉሪ ገመል ነበረ፡ ዕጣቕ ሕቝኡ ድማ ፈልቍ፡ ቀለቡ ኸኣ ኣንበጣን መዓር ሰንካልን ነበረ።” [ወንጌል ማቴዎስ 3፥4 ፥ ማር 1:6]። yabelemedia.com/2023/08/19/699…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ኩሎም ዓይነት ኣንበጣ ክብልዑ ከም ዘለዎም ተቐሚጡ እዩ። “ካባታቶም እትበልዕዎም እዚኣቶም እዮም፣ፋንጣ በብዓይነቱን፣ኣንበጣ በብዓይነቱን፣ኲብኲብታ በብዓይነቱን፣ጐደበ በብዓይነቱን” ይብል ኣብ ኦሪት ዘሌዋውያን 11፥22። yabelemedia.com/2023/08/19/699…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

እግዚኣብሔር ንኣቦና ኣዳም ብዘዓባ ዝብልዑን ዘይብላዑን እፅዋት፣ እንስሳት [ኩሎም ፍጥረታት] መምርሒ እንትህቦ፣ ካብ ፍረ ይዂን ቖፅሊ “ዕፀ-በለስ ኣይትብላዕ ፣ ዝተረፈ ካሊእ ግን ብላዕ`` ኢልዎ እዩ [ዘፍ 3: 3]። yabelemedia.com/2023/08/19/699…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ድኽነት ይኹን ሃፍቲ ብፍቓድና ወይ ጠንኪርና ብምስራሕና ወይ ብዘይምስራሕና ዝመፀ እምበር እግዚኣብሔር ንኽንደኪ ይኹን ንኽንሰንፍ ፍቓዱ ኣይኮነን። yabelemedia.com/2023/08/19/699…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ፈጣሪ 6 መዓልቲ ከየዕረፈ ሰሪሑ ኣብ መበል 7ይ መዓልቲ ኣዕሪፉ።ንስኻትኩም ናብራኹም ንምልዋጥን ውሕስነት ምግብኹም ንምርግጋፅን ኣብ ሸውዓተ መዓልቲ ክንደይ መዓልቲ ትሰርሑ? ኣብ መዓልቲ ኸ ክንደይ ሰዓት ኣብ ስራሕ ተሕልፉ? yabelemedia.com/2023/08/19/699…

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ግደ ኣንበጣ ኣብ ምርግጋፅ ውሕስነት ምግብን ብዓይኒ ሃይማኖትን yabelemedia.com/2023/08/19/699… via Yabele Media

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

መድረኽ ሓሳብ፡ ኣንፈት ፖለቲካ ትግራይ ካብ ውድብ ኣኽሱማይ ዋዕላ youtu.be/dIOGijXWLSU via YouTube

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

መድረኽ ሓሳብ፡ ኣንፈት ፖለቲካ ትግራይ ካብ ተኽሊት ገብረመስቀል (ብውልቀ) youtu.be/rpV-E97Fdts via YouTube

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

መድረኽ ሓሳብ፡ ኣንፈት ፖለቲካ ትግራይ ብ ኣንደበት ውናት youtu.be/zF7HHV6JIAA via YouTube

account_circle
Yabele Media(@YabeleMedia) 's Twitter Profile Photo

ፌስቲቫል ማሕበረ ተጋሩ ኣውሮፓ እንታይ ይመስል ነይሩ፣ ፋኖን ትግራይን፣ ብሄራዊ ደወል ሓደጋ (ሳወት) twitter.com/i/broadcasts/1…

account_circle