Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profileg
Sultan.MSied @ ኣስመራ

@SultanMSied1

Born nd raised in asmara. Also lives in Eritrea. Typical Eritrean.
Economist, Researcher, Documentary film Director and Script Writer.#Panafrican

ID:1516436135790137348

calendar_today19-04-2022 15:21:19

395 Tweets

1,8K Followers

193 Following

Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

'ዘረባ ቝልቍለት’ዩ፣ ግብሪ ግና ዓቐብ’ዩ፡”
ዘረባ ቝልቍል ስለ ዝዀነ፡ ህወሓትን ኰራዂራን ኣመና እዮም ዝመልክዎ። ህዝባዊ ግንባር ግና ንዝተለሞ ብትም ይጓዓዞ። ብግብሪ ኸኣ ዓቐብ ሰጊሩ ኣብ ደረት ትርኢት የብጽሖ።

'ዘረባ ቝልቍለት’ዩ፣ ግብሪ ግና ዓቐብ’ዩ፡” ዘረባ ቝልቍል ስለ ዝዀነ፡ ህወሓትን ኰራዂራን ኣመና እዮም ዝመልክዎ። ህዝባዊ ግንባር ግና ንዝተለሞ ብትም ይጓዓዞ። ብግብሪ ኸኣ ዓቐብ ሰጊሩ ኣብ ደረት ትርኢት የብጽሖ።
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ህዝቢ ኤርትራ፡ናይ ወራርን ግብትናን ስስዕቲ የብሉን፡ ሃልይዎ’ውን ኣይፈልጥን።‘ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን’ ጽኑዕ መትከላዊ ኣረኣእያኡ’ዩ።ነቶም ዘይናቶም ዝደልዩ ክሳዕ ኣፍደገ ቤቶም የሳጕጎም፡ደረቱ ንምጽናዕ ድማ ወትሩ ምስ ነቕሐ'ዩ።

'ብቓላት ምቕባእ፡ ብቕብኣ ምግጣም'
ምሩጻት ግጥምታት ስነ-ጥበበኛ ግርማይ ኣብርሃም፡ ብቕባእን ካልእን ተንጸባሪቖም፡ ተሃን ጥበብ ንምውጻእ ኣብ ቅርዓት ሃኮሰኤ ተቐሪቦም ኣለዉ፡፡ ምርኢት ምእኩት ጥበብ ኣብ ምዕሩግ ዛሬባ ሃኮሰኤ።

'ብቓላት ምቕባእ፡ ብቕብኣ ምግጣም' ምሩጻት ግጥምታት ስነ-ጥበበኛ ግርማይ ኣብርሃም፡ ብቕባእን ካልእን ተንጸባሪቖም፡ ተሃን ጥበብ ንምውጻእ ኣብ ቅርዓት ሃኮሰኤ ተቐሪቦም ኣለዉ፡፡ ምርኢት ምእኩት ጥበብ ኣብ ምዕሩግ ዛሬባ ሃኮሰኤ።
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

Ethiopia's diplomatic Fiasco, scratch's another wound in the horn. First nd now , I wonder where this hallucination will go next. Hope it wont be .

account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ኣዱሊስ፡እታ ጥንታዊት ከተማ፡ናይ ከባቢና(ብፍላይ ቀ/ኣፍሪቃን ደቡብ ዓረብን) ስልጣኔታት ክሳብ ደረጃ ንግስነት ክበጽሑ በሪ ዝዀነት ከተማ እያ።ካብቶም ልሉያት ስልጣነታት ብድርኺት ኣዱሊስ ናብ ደረጃ ንግስነት ዝበጽሑ ሓደ ናይ ኣኽሱም ንግስነት'ዩ

account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ብራኸ ምዝምባይ ባሉናት ብሕብረን ወይ ደጋዊ ትርኢተን ዘይኰነስ በቲ ኣብ ውሽጠን ዘሎ ትሕዝቶ'ዩ ዝውሰን።ውሽጢ ኤርትራውያን፡ ዋላ’ውን ኣብቲ ጽንኩር ኵነታት ዓሚቝን ሰፊሕን’ዩ።ንቑሕ’የ ዝብል ዕዉር ግና ኪኖ ህዋሳቱ ከይዱ ክሓስብ ዓቕሚ ይሓጽሮ’ዩ።

account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ንኤርትራዶ በልዋ እዛ ንእሽቶ ሃገር፡
ደቃ ዝስዕሩ ገጢሞም ምስ ዓለም
ቁጽሪ ህዝብ ኣይኰነን'ቲ ቁምነገር
ዕብየት መሬት ኣይኰነን ኣድማስ ሃገር
ኣይትርብሑ እምበር ኣይትብዝሑ ነይመርገም
Ghideon Musa HARMIL

ንኤርትራዶ በልዋ እዛ ንእሽቶ ሃገር፡ ደቃ ዝስዕሩ ገጢሞም ምስ ዓለም ቁጽሪ ህዝብ ኣይኰነን'ቲ ቁምነገር ዕብየት መሬት ኣይኰነን ኣድማስ ሃገር ኣይትርብሑ እምበር ኣይትብዝሑ ነይመርገም @GhideonMusa @EriPrism
account_circle
Ghideon Musa(@GhideonMusa) 's Twitter Profile Photo

'ናቕፋ'
ብግርማይ ኣብርሃም Via Sultan.MSied @ ኣስመራ

እዛ ኣደ ዅዕኑናት እምባ
መሰታ ሰማይ ከዋኽብቲ ዝናባ፡
እዛ ቤት መቕደስ ገድሊ ኤርትራ
ብዘይ ስግዳን ብዘይ ማሕላ
ዓይኒ ውሉዳታ ኣንቂሓ፡ ዘብጸሐት ደቀ’ርብዓ።

እዛ ኣደ’ቶም ኣጕባዝ ሰብ ጨጓር ዳንጋ
እዛ…

'ናቕፋ' ብግርማይ ኣብርሃም Via @SultanMSied1 እዛ ኣደ ዅዕኑናት እምባ መሰታ ሰማይ ከዋኽብቲ ዝናባ፡ እዛ ቤት መቕደስ ገድሊ ኤርትራ ብዘይ ስግዳን ብዘይ ማሕላ ዓይኒ ውሉዳታ ኣንቂሓ፡ ዘብጸሐት ደቀ’ርብዓ። እዛ ኣደ’ቶም ኣጕባዝ ሰብ ጨጓር ዳንጋ እዛ…
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

መለስ፡- ንኤርትራ ኣጽዋር ትሕግዝዋ ኣለኹም
ሙባረክ፡- …ዋእ ሓግዙና ዘይበሉ
መለስ፡- እሞ ኣዕርኽትኹም ይሕግዝዎም ስለ ዘለዉ፡ ኣይትሃብዎም ዘይትብሉልና
ሙባረክ፡- ዝሃቡ ኣይመስለንን፡ ክህቡን ከይህቡን ድማ ጉዳዮም እዩ፡ ንሕና እንታይ ክንብሎም?

መለስ፡- ንኤርትራ ኣጽዋር ትሕግዝዋ ኣለኹም ሙባረክ፡- …ዋእ ሓግዙና ዘይበሉ መለስ፡- እሞ ኣዕርኽትኹም ይሕግዝዎም ስለ ዘለዉ፡ ኣይትሃብዎም ዘይትብሉልና ሙባረክ፡- ዝሃቡ ኣይመስለንን፡ ክህቡን ከይህቡን ድማ ጉዳዮም እዩ፡ ንሕና እንታይ ክንብሎም?
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ሃገራዊ ክብሪታት ካብ መቖምያ ሃገራዊ መንነት'ዩ፡ ኣካል ክብሪታት ህዝቢ ኤርትራ ዝዀነ መትከል ‘ናትና ኣይንህብን ዘይናትና ኣይንደልን' ድማ ቀንዲ መለለይኡ። ምስቶም ዘይናቶም ናትና ዝብሉ ወገናት ንጹር መፈላለዩ ዶብና…ክብሪታትና ሕላገትና

account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ኣየናይ'ዩ እቲ ቅኑዕ?

ጓልኣንስተይቲ
ጓል ኣንስተይቲ
ጓልንስተይቲ
ጓለንስተይቲ

ኣብ እኩባት'ከ?

ደቂኣንስትዮ
ደቂ ኣንስትዮ
ደቅንስትዮ
ደቀንስትዮ

Yemane G. Meskel 🇪🇷
Ghidewon Abay
Elias Amare ኤልያስ ኣማረ

account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራዊ ፍልስፍና ጾታዊ ማዕርነት፡ብእወታዊ ኣድልዎን ካልእ ደገፍን ዘይኰነ፡ብግብራዊ ናይ ብቕዓት ተሳትፎ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ኩለ-መዳይ ቃልሲ ዝተደገፈን ዝተረጋገጸን መርሓ'ዩ,“ማዕርነት ኣብ ጽኑዕ መትከልና”Hadnet Keleta Amb. Sophia Tesfamariam

ኤርትራዊ ፍልስፍና ጾታዊ ማዕርነት፡ብእወታዊ ኣድልዎን ካልእ ደገፍን ዘይኰነ፡ብግብራዊ ናይ ብቕዓት ተሳትፎ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ኩለ-መዳይ ቃልሲ ዝተደገፈን ዝተረጋገጸን መርሓ'ዩ,“ማዕርነት ኣብ ጽኑዕ መትከልና”@hadnetkeleta @AmbStesfamariam
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

ሰንደቕ ኤርትራ በቶም ኣዒንቲ ንስሪ ዝውንኑ ምዑታት ሓይልታት ባሕርን ኣየርን ተኸቢባን ተዓጂባን ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ብርግኣት ተንበልብል፡፡ ርሑስ ቅንያት ፈንቅል

Yemane G. Meskel 🇪🇷
Amb. Sophia Tesfamariam
Ghideon Musa

ሰንደቕ ኤርትራ በቶም ኣዒንቲ ንስሪ ዝውንኑ ምዑታት ሓይልታት ባሕርን ኣየርን ተኸቢባን ተዓጂባን ኣብ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ብርግኣት ተንበልብል፡፡ ርሑስ ቅንያት ፈንቅል #Eritreaprevails @hawelti @AmbStesfamariam @GhideonMusa
account_circle
Sultan.MSied @ ኣስመራ(@SultanMSied1) 's Twitter Profile Photo

መንግስታት ዞባና፡ካብ ጸቢብን ከፋፋልን ትሕተ-ሃገራዊ ፖለቲካ፡ካብ ህውተታን ዕሽላዊ ቅማረን ወጺኦም፡ግዳማዊ ኣምልኾን ሓድሕዳዊ ትንኰያን ሓራም ኢሎም፡ንምርግጋጽ ዞባዊ ሰላም፡ጸጥታን ምዕባለን ብናይ ሓባር መረዳእታ ኪጸምዱ ብግዲ ከድልዮም'ዩ።

account_circle