SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile
SBS Tigrinya

@stigrinya

Australian news and information in Tigrinya – broadcasting across Australia on radio, online and mobile.

See website for T&Cs & Privacy Policy: sbs.com.au

ID: 1084272986591391745

linkhttp://sbs.com.au/tigrinya calendar_today13-01-2019 02:16:39

4,4K Tweet

1,1K Takipçi

37 Takip Edilen

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ህይወት ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዝገብሩዎ ዘለዉ ሓገዝ ንኢዱ፣ (ጸብጻባት ልኡኽና) sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ ኣብ ቀዳማይ ስብከት ልደት ንኩነታት ፍልስጤማውያን ኣብ ቓዛ ነቒፎም sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ኣውስትራሊያ ባህሊ ኣበዓዕላ ልደት (Christmas) ከመይ ይመስል? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ኣይኤስ ኣብ ናይጀርያ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየዱ ኣዚዘ ይብል sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

እስራኤል ንሶማሊላንድ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ይቃወሞ (ኤርትራ)፣ ኣብ ተመዛበልቲ ዘጋጠመ ጥሜት "ውድቀትና ዘምጽኦ እዩ" (ፕረዚደንት ክልል ትግራይ) sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

በዓላት ኮይኑ ንፌስታ ዝቐረብናዮ መግቢ ክዕንግለና`ምበር ክምርዘና የብሉን sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ትራምፕ፣ ፍልስጤም፣ ሱዳን፣ ነጥበ መቐይሮታት ዓለምና ኣብ 2025 ኣየኖት ህሞታት ኔሮም፧ sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ሓደስቲ ምህዞታትን ናይ ቀደም ውግኣትን፣ ዓመተ ጥዕና ኣውስትራልያ ኣብ 2025 ከመይ ሓሊፉ፧ sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ፕረዚደንት ኤርትራ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ፣ ህወሓት መጸዋዕታ ንሰብኣዊ ሓገዝን ተመዛበልቲ ዝምለሱሉ ንጹር ሰሌዳ ግዜን ኣቕሪቡ፣ sbs.com.au/language/tigri…

SBS Tigrinya (@stigrinya) 's Twitter Profile Photo

ካብ'ዚ እዋን ንላዕሊ ገንዘብ ረኺበ ዘይፈልጥ ክንሰይ ኣዝዩ ዝወሓደኒ ኮይኑ ይስመዓኒ፣ sbs.com.au/language/tigri…