Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile
Nakfa Press

@nakfapress

Eritrea and East Africa News

ID: 1537395154742661121

linkhttps://www.facebook.com/eritrean.view calendar_today16-06-2022 11:22:38

780 Tweet

2,2K Followers

257 Following

Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት (FFD4) ኣብ ሰቪያ ስፓኛ ብቀዋሚት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ሶፍያ ተስፋማርያም ተወኪላ ትሳተፍ ኣላ ኣቶ ኣሕመድ ስዒድ ሓቢሩ ምስ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ሰቪያ ተጓዕዙ ኣሎ

ኣህጉራዊ ዋዕላ ምወላ ንልምዓት (FFD4) ኣብ ሰቪያ ስፓኛ ብቀዋሚት ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ሶፍያ ተስፋማርያም ተወኪላ ትሳተፍ ኣላ
ኣቶ ኣሕመድ ስዒድ ሓቢሩ ምስ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ሰቪያ ተጓዕዙ ኣሎ
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ጽምዶ ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ -- ንግጭት ዝህንደድ ዘሎ ጸቢብ ጉጅለ ብልጽግና፡ ካብ ዕቡድን ሓደገኛን ዉጥናቱ ንምእዳብ (ንምሕያብ) ህዝባዊ ቃልሲ ኣብ ታሪካዊ ዓወት። facebook.com/share/v/16nDhs…

Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራዊ ሃገራዊ ደያስፖራ ብርቱዕ ከሎ ከም ፈለግ ኣማዞን ለመም እንዳበለ፣ ድምጺ ከየስምዐ፣ ብህድኣት ዝጓዓዝ ኤርትራዊ እዩ ወትሩ ተዓዋታይ- the difference maker ንሱ እዩ። facebook.com/share/v/1DpMYA…

Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

Getachew Reda aka Adkachew Reda, ምስ ህጻን በሻሻ ኮይኑ ይፍክር ኣሎ---ኣቤት! ኣቤት! ኣቤት! ኣንታ ክንደይ ትዕሽው!? ኣንታ ክንደይ ትህመሉ!? መቸስ ዘይንደልዮ ተዛርቡና ኣለኹም! "ጽጋብ ትወልዳ ለእኪት" ይብል ቅዱስ መጽሓፍ !

Getachew Reda aka Adkachew Reda, 
ምስ ህጻን በሻሻ ኮይኑ ይፍክር ኣሎ---ኣቤት! ኣቤት! ኣቤት!
ኣንታ ክንደይ ትዕሽው!? ኣንታ ክንደይ ትህመሉ!?
መቸስ ዘይንደልዮ ተዛርቡና ኣለኹም!
"ጽጋብ ትወልዳ ለእኪት" ይብል ቅዱስ መጽሓፍ !
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራ 150 ሽሕ ሰራዊት ሰሜን ሓይልታት ሱዳን ከተሰልጥን መሓመድ ሰይድ ኣሕመድ ሳር ኣል-ከማል (ኣል-ጃጅኩሚ)ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባት ከካይድ ምጽንሑ ይዝከር ጽምዶ ብክሉ ኣንፈት ምኳኑ'ዩ

ኤርትራ 150 ሽሕ ሰራዊት ሰሜን ሓይልታት ሱዳን ከተሰልጥን 
መሓመድ ሰይድ ኣሕመድ ሳር ኣል-ከማል (ኣል-ጃጅኩሚ)ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ርክባት ከካይድ ምጽንሑ ይዝከር
ጽምዶ ብክሉ ኣንፈት ምኳኑ'ዩ
Sertseyonas Negash (ሰርጸዮናስ ነጋሽ) 🇪🇷 (@sertseyonas) 's Twitter Profile Photo

Sign Language training was provided to 12 teachers and 55 students of Denden High School in #Asmara to ensure an effective teaching-learning environment for students with hearing impairments. #Eritrea #InclusiveEducation #SDGs 🏫🦻 shabait.com/2025/07/02/sig…

Sign Language training was provided to 12 teachers and 55 students of Denden High School in #Asmara to ensure an effective teaching-learning environment for students with hearing impairments.
#Eritrea #InclusiveEducation #SDGs 🏫🦻
shabait.com/2025/07/02/sig…
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ክልል ኢትዮጵያ ምሕሳው ባህሊ'ዩ ተመልከቱ “ን3.4 ሚልዮን ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ” ሚኒስትሪ ትምህርትን መዓስ ሚያዝያ 10 “ን4.5 ሚልዮን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ” ህጻን በሻሻ ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዝበሎ! ተናቢቦም ከማን ኽሕስዉ ኣይክእሉን ኢዮም

ኣብ ክልል ኢትዮጵያ ምሕሳው ባህሊ'ዩ ተመልከቱ
“ን3.4 ሚልዮን ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ” ሚኒስትሪ ትምህርትን መዓስ ሚያዝያ 10
“ን4.5 ሚልዮን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ” ህጻን በሻሻ ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዝበሎ!
ተናቢቦም ከማን ኽሕስዉ ኣይክእሉን ኢዮም
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ለስተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ኣብ Sibiu Cycling Tour ንምስታፍ ሎሚ ምስ ክለቦም ባይክ-ኤድ ብሙኳን ኣብ ምልላይ ጋንታ ተሳቲፎም- ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሲቡ ጽባሕ 3 ሓምለ 2025 ክጅምር 'ዩ። #Eritrea ጽቡቅ ዕድል ንኤርትራውያን ተቀዳደምቲ!

ለስተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ኣብ Sibiu Cycling Tour ንምስታፍ ሎሚ ምስ ክለቦም ባይክ-ኤድ ብሙኳን ኣብ ምልላይ ጋንታ ተሳቲፎም- ቀዳማይ መድረኽ ዙር ሲቡ ጽባሕ 3 ሓምለ 2025 ክጅምር 'ዩ። #Eritrea

ጽቡቅ ዕድል ንኤርትራውያን ተቀዳደምቲ!
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኣብ ዝከዶ ዝማረኽ ሞራሉ ዝሰፈፈ ርሙስ ሰራዊት ብልጽግና --- ኣብ ደጋ ደሞ ዝተገርፈ ምኳኑ'ዩ። በዘራቹ ኣይድረስ

ኣብ ዝከዶ ዝማረኽ ሞራሉ ዝሰፈፈ ርሙስ ሰራዊት ብልጽግና ---
ኣብ ደጋ ደሞ ዝተገርፈ ምኳኑ'ዩ።
በዘራቹ ኣይድረስ
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ሰራዊት ዝና ናይ ቀንጠብጠብን ውስልትናን ምድንጋርን ኣእዳዉ ዝሰብር፡ ዓይኒ ኣባይ ኤርትራ ዝደፍን ምዑት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡፡ #Eritrea

ሰራዊት ዝና
ናይ ቀንጠብጠብን ውስልትናን ምድንጋርን ኣእዳዉ ዝሰብር፡ ዓይኒ ኣባይ ኤርትራ ዝደፍን ምዑት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡፡ #Eritrea
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

President Abdel Fattah El-Sisi’s remarks today during his joint press conference with Somali President Hassan Sheikh Mohamud clearly indicate that Egypt will not allow Ethiopia to establish any sphere of influence in Somalia or the Red Sea. #Eritrea #Ethiopia #Somalia #Egypt

ፕረሲደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣልሲሲ ሎሚ ሶኑይ ኣብ ከተማ ኣላሜን ምስ ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ክልተኣዊ ዝምድናታት ንምዕባይ ዝሕግዙ መንገድታት ከምኡ’ውን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ጸጥታን ከምኡ’ውን ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ተዘራሪቦም

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ: ኣቶ ቢንያም በርሀ ምስ ፈጻሚ ጸሓፊ ቁጠባዊ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣፍሪቃ (ECA) ክላቨር ጋቴተ፡ኣብ ተሓዳሲ ጸዓት፡ ምምዕባል ስታቲስቲካዊ መረዳእታን ምጽዋር ክሊማን ዘተኮረ ርክባት ኣካይዶም

ሕንከት ክልል ኢትዮጵያ ብልጽግና ከም ውድብ መራሕቲ ብልጽግና ድማ ከም መራሕቲ ትሕቲ ዕድመ አብ ኩናት ክሳተፉ ብምግባሮም ብዓለም ለካዊ ሕግታት ገበነኛታት እዮም፣ ራእይዎም በሎ እዞም ኣብ ስዒቦም ዘለዉ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ኩናት ጎጃም ኣእትዮም ጠቢሶሞ

ሕንከት ክልል ኢትዮጵያ
ብልጽግና ከም ውድብ መራሕቲ ብልጽግና ድማ ከም መራሕቲ ትሕቲ ዕድመ አብ ኩናት ክሳተፉ ብምግባሮም ብዓለም ለካዊ ሕግታት ገበነኛታት እዮም፣ ራእይዎም በሎ እዞም ኣብ ስዒቦም ዘለዉ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ኩናት ጎጃም ኣእትዮም ጠቢሶሞ
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ሊሊ ዮሃንስ ምስ ልዮን ተጸንቢራ ኤርትራዊት ዝመቦቆላ ሊሊ ዮሃንስ ክሳብ 2028 ምስ ደቂ ኣንስትዮ ሊለ ክትጻወት ክታማ ኣስፊራ። ሊሊ ዮሃንስንኤርትራዊ ተጻዋታይ ቦኽረጽየን ገብሪሂወት ጓል ጓሎም እያ።#Eritrea

ሊሊ ዮሃንስ ምስ ልዮን ተጸንቢራ
ኤርትራዊት ዝመቦቆላ ሊሊ ዮሃንስ ክሳብ 2028 ምስ ደቂ ኣንስትዮ ሊለ ክትጻወት ክታማ ኣስፊራ። ሊሊ ዮሃንስንኤርትራዊ ተጻዋታይ ቦኽረጽየን ገብሪሂወት ጓል ጓሎም እያ።#Eritrea
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኣንበልብሊ! ደንደን ዝገዳምኪ ፡ ገዳም ሃዋርያት ሰይራ ዝሰፈርኪ ፡ ዕርዲ ሑርያት ኣንበልብሊ ባንዴራይ ኣምበልብሊ ኤርትራውያን ታሪኽ ምስራሕ ይቕጽሉ! #Eritrean #Eritrea

ኣንበልብሊ!
ደንደን ዝገዳምኪ ፡ ገዳም ሃዋርያት
ሰይራ ዝሰፈርኪ ፡ ዕርዲ ሑርያት
ኣንበልብሊ ባንዴራይ  ኣምበልብሊ
ኤርትራውያን ታሪኽ ምስራሕ ይቕጽሉ! #Eritrean #Eritrea
Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ኤርትራውያን ደገፍቲ ቢንያም ግርማይ ብዝህብዎ ዘለዉ ደገፍ ኣብ ዓይኒ ጋዜጤኛታት ኣትዮም ኣለዉ---#Eritrea facebook.com/share/v/16ezDP…

Nakfa Press (@nakfapress) 's Twitter Profile Photo

ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲ ብሓደ ጽምዶ ክሰርሓን: መስመር ጉዕዞ ቀይሕ ባሕሪ ብዘለዎ ልዑል ስትራተጂ ማእከል ስሕበት ዓለማዊ ጸላውነቱ ምርኩስ ብምግባር: ኣባላት ሚንስትሪ ዜና ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ግብጺ ኣብ ስልጠና ይርከቡ።#Eritrea

ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲ ብሓደ ጽምዶ ክሰርሓን: መስመር ጉዕዞ ቀይሕ ባሕሪ ብዘለዎ ልዑል ስትራተጂ  ማእከል ስሕበት ዓለማዊ ጸላውነቱ ምርኩስ ብምግባር: ኣባላት ሚንስትሪ ዜና ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ግብጺ ኣብ ስልጠና ይርከቡ።#Eritrea