ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile
ሕውየት

@meserethadush

💚 ሕውየት ትግራይ ዝገሃድ ጓል ኣነስተይቲ ትግራይ እንትትሓዊ እዩ! 💚

ID: 1616262555386642433

linkhttp://hiwyetigray.org calendar_today20-01-2023 02:33:49

151 Tweet

1,1K Takipçi

617 Takip Edilen

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ብልበፅሓ ፆታዊ ጥቕዓት ምኽንያት ዝተወለደት ህፃን ስርዓተ ጥምቀትን ክርስትናን ተኸልኪላ ዝፀንሐት ሓፍትና ኣብ 4ተ ዓመታ ኣጠሚቕናያ። ኣብ ማሕበራዊ ውድቀትና ቱኽረት ጌርና ተለይሰሪሕና ብዙሕ ዋጋ ከኽፍለና እዩ። Pls Subscribe🙏 youtu.be/l2Rvqw45FA4?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ሕውየት ኣብ TBS TV ኩሉ ጊዜ ሰንበት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ምስ በዓል ብሩህ ኣእሙሮን ብሱል ተሞክሮን ሓውና ኣይተ ይርጋ ኣብርሃ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ሪኢኹም ሓሳብ ሃቡና Please Share subscribe ብምግባር ሞራል ሃቡና። ንሙሉእ youtu.be/mtlb1eKThhQ?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ሕጉስ መዓልቲ እነታት ትግራይ። ብፍላይ ጉዱኣት ፆታዊ ጥቕዒትን ተመዛበልቲ ኣደታትን ትግራይ ካብዚ ለለውኦ ኸቢድ ኩነታት ናብራ ሓሊፈን ልቕፅል ልሐሸ ዓመት ክኾነለን ይምነ።

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ግዳያት ኣፅንቶታዊ ፆታዊ ጥቕዓትን ስምዒታተንይ። ካብ መጀመርያ ንረኽበን ስርዓት ኣዋህባ ስልጠናይ ምረቓይ ብድሕሪኡ ድማ ናብ ስራሕ ምስ ተመለሳ ለለወን ለውጢ ብዚ ታሕቲ ለሎ ሊንክ ረአይዎ። Pls Share & Subscribe hiwyet🙏 youtu.be/4EXmzhQajck?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ኣደታትናይ ኣሓትናይ ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ዝፈፀምዎ ግፍዕን በደልን ብግልፂ ብሽሙ ፀዊዖም ይቅርታ ክሓቱን ፍትሒ ክነግስን ክንቃለስ ይግበአና። youtu.be/cZX-wHIj_lM?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

I am so proud to be part of this incredible work to be the voice for the voiceless women's of Tigray. UN Human Rights we demand justice for the rape victims in Tigray regional state of Ethiopia. x.com/addisstandard/…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ሕውየት ኣብ TBS TV ኩሉ ጊዜ ሰምበት ይከታተሉና። ብዙሕ ክትመሃሩሉ ኢኹም በዚ ሊንክ እናኣተኹም ሓሳብ ሃቡና Share Subscribe ብምግባር ድጋፍኹም ኣርእዩና። youtu.be/addi6_PLqak?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ሕውየት ኣብ TBS TV ኩሉ ጊዜ ሰምበት ንጉሆ 4:00 ይከታተሉና ። ሃናፂ ሓሳብኹም ፀሓፉልና ታሪኽ ኣደታት ትግራይ ታሪኽ ኩሉ ትግረዋይ እዩሞ ብዙሕ ሰብ ክሪኦ Share Subscribe like ብምግባር ድጋፍኹም ኣርእዩና። We Need Justice youtu.be/CDK32FSHSSQ?si…

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

💙🎂 ተወሳኺ ናይ ምንባር ዕድል ልትህብ ሕድሕድ ደቓይቕ ብሂወት ልክቕፅል ልትፈቅድ ፈጣሪ ክብርይ ምስጋናይ ይግበአካ። ኩሉ ጊዜ መዓልቲ ውልደተይ እንተኽብር ከም ሰብ ንኽነብር ልተውሃበኒ ዕድል ብኣግባቡ ይጥቀመሉ ምህላየይ ንነብሰይ ይሓትት።

💙🎂
ተወሳኺ ናይ ምንባር ዕድል ልትህብ  ሕድሕድ ደቓይቕ ብሂወት ልክቕፅል ልትፈቅድ ፈጣሪ ክብርይ ምስጋናይ ይግበአካ።
ኩሉ ጊዜ መዓልቲ ውልደተይ እንተኽብር ከም ሰብ ንኽነብር ልተውሃበኒ ዕድል ብኣግባቡ ይጥቀመሉ ምህላየይ ንነብሰይ ይሓትት።
ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

የቐንየልና Seble Girmay ሰብለ ሓፍትና ዝሓለፈ ዓመት ኣሸንዳ ን 50 ጎራዙ ጉዱኣት ኣፅንቶታዊ ፆታዊ ጥቕዓት ልበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ሙሉእ ወፃኢአን ሸፊና ኣሸንዳ ክነሕልፍ ሓጊዛትና እያ ብምኽንያት ልደታ Challenge ኣዳልያ ኣላሞ ብዝኸኣልናዮ ንሓግዛ።

ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ክቡራት ቤተሰብ ሕውየት ከምቲ ዝተለመደ ሎሚ ዓመት ዝተወሰና ኣደታት ዝሓውያሉ ክኾን ብዝኸኣልናዮ ንተሓጋገዝ ኣንሕና ብዘይ ናትኩም ሓገዝ ነዊሕ ኣይንጓዓዝን።

ክቡራት ቤተሰብ ሕውየት ከምቲ ዝተለመደ ሎሚ ዓመት ዝተወሰና ኣደታት ዝሓውያሉ ክኾን ብዝኸኣልናዮ ንተሓጋገዝ ኣንሕና ብዘይ ናትኩም ሓገዝ ነዊሕ ኣይንጓዓዝን።
ሕውየት (@meserethadush) 's Twitter Profile Photo

ቐፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ........ ኣብ ከተማ ፓሪስ ዓብዪ ናይ ፅንዓትን ምርምርን ዓለም ለኻዊ ሕግን ኢንስቲትዩሽን ብልነበረና ፃንሒት ክልተ ዓለም ለኻዊ ኣዋርድ ዘሸነፈ ኣብ ትግራይ ለዳለናዮ " ናይ ትግራይ War crime documentary Film " ክርአ ዕድል ተረኺቡ።

ቐፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ........

ኣብ ከተማ ፓሪስ ዓብዪ ናይ ፅንዓትን ምርምርን  ዓለም ለኻዊ ሕግን ኢንስቲትዩሽን ብልነበረና ፃንሒት ክልተ ዓለም ለኻዊ ኣዋርድ ዘሸነፈ ኣብ ትግራይ ለዳለናዮ " ናይ ትግራይ War crime documentary Film " ክርአ ዕድል ተረኺቡ።