ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile
ሸገ መቐለ👸⭐️

@merrymk4

Tigray is ma DNA💊

ID: 1450133237150277632

calendar_today18-10-2021 16:15:01

1,1K Tweet

1,1K Followers

1,1K Following

ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

እግሩ ክሻዕ ልቐጥን ንሽዋ ተመላሊሱ እግሪ ኣብይ ተሳሊሙ በቃ ስልጣን ጠሚማቶ ቀርያ ዕድሉ ኣብ ማዓኮሩ ልኾነ ወዲ😂

እግሩ ክሻዕ ልቐጥን ንሽዋ ተመላሊሱ እግሪ ኣብይ ተሳሊሙ በቃ ስልጣን ጠሚማቶ ቀርያ ዕድሉ ኣብ ማዓኮሩ ልኾነ ወዲ😂
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

#ጌች ምሰቶም ደለይቲ ለውጢ ፖለቲከኛታት ሓዱሽ ፓርቲ ክምስርት እዩ፣ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ኣሸኒፉ ፕረዚደንት ትግራይ ከምዝኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን ምቕናይ ጥራይ!!

#ጌች ምሰቶም ደለይቲ ለውጢ ፖለቲከኛታት ሓዱሽ ፓርቲ ክምስርት እዩ፣ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ኣሸኒፉ ፕረዚደንት ትግራይ ከምዝኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን ምቕናይ ጥራይ!!
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

Breaking news Prime Minister Abiy Ahmed from April 3, 2017 E. Starting from now, Mr. Getachew Reda has been appointed as the adviser minister of East African affairs.

Breaking news
Prime Minister Abiy Ahmed from April 3, 2017 E. Starting from now, Mr. Getachew Reda has been appointed as the adviser minister of East African affairs.
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

#ክቡር ሚንስትር ደርዕም ወዲ ረዳ ስርሖም ጀሚሮም!! #ኣብ ትግራይ ዝዓረደ ሽፍታ ይኹን ሻዕብያ ልዕል ኢሉ ክመፆም ግድን ነይሩ ኣዮኻ ናይና🤓

#ክቡር ሚንስትር ደርዕም ወዲ ረዳ ስርሖም ጀሚሮም!!
#ኣብ ትግራይ ዝዓረደ ሽፍታ ይኹን ሻዕብያ ልዕል ኢሉ ክመፆም ግድን ነይሩ ኣዮኻ ናይና🤓
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

👉ዓዲ ብክላሽንን ሲሞኖፍን ምምራሕ መዘዙ ብዙሕ እዩ።ዓዲ ዝምራሕ ብዲፕሎማስን ብሰለማዊ መንገድን ምዃኑ ተመሃሩ።መሰረት ዘለዎ ሰለማዊ ቓልሲ ኢና ንደሊ። ኣርዓዶም ኣብሓንቲ መድረኽ ኮርን ልዕሊ ኮርን ምስ ዙ ሉሙስ ሕወሓት ሓዊሱ ሓመድ ገይሩወን !!

“ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ግፍዒ እንተፈፀመ እንታይ ፀገም ኣለዎ ንሕናስ ኣብ እዋን ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ግፍዒ ፈፂምና እንዲና” 🤔🤔😡😡

ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

ልደብሪፅዮን ግን መዕነውነዊ ድዮም ኣስተዮምዎ ኔሮም 😁 እሱይ ውድቡይ ዕልምልም እኮ ቀርዮም 😁

ልደብሪፅዮን ግን መዕነውነዊ ድዮም ኣስተዮምዎ ኔሮም 😁
እሱይ ውድቡይ ዕልምልም እኮ ቀርዮም 😁
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

ተረጋግዑ ኣሕዋት ወ ኣሓት 2013 ካብ ትግራይ ብዝወሰድዋ ብናይ ትግራዋይ መኪና እዮም ተቐቢሎሞ የከሰርናይ 😏

ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

ሰነ 21 ለይርሳዕ ሓጎስኻ መግለፂ ቃል ልትስዕነሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ልደት እያ #TDF ጀጋኑ ❤️💛 ሰነ 21 ❤️💛 ዘልኣለማዊ ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ሰነ 21 ለይርሳዕ ሓጎስኻ መግለፂ ቃል ልትስዕነሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ልደት እያ  #TDF ጀጋኑ ❤️💛
ሰነ 21 ❤️💛
ዘልኣለማዊ ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

ትእዛዝ ሰረቀ ብርሃን ብጣዕሚ ካብ ምኽባረይ ልተልዓለ ፆም ጥራሕ እኹል የኾነይ ኢለ ይሰግድ’ለኹ

ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

#ናይ ሓደ ቤተሰብ ስልጣን ንምሕላው ናይ ፅባሕ ተስፋታት ዝኾኑ መናኣሰይ ሂወት ዝቐጥፍ ዘሎ ፀሊም እምኒ!!

#ናይ ሓደ ቤተሰብ ስልጣን ንምሕላው ናይ ፅባሕ ተስፋታት ዝኾኑ መናኣሰይ ሂወት ዝቐጥፍ ዘሎ ፀሊም እምኒ!!
ሸገ መቐለ👸⭐️ (@merrymk4) 's Twitter Profile Photo

Stop using my people's suffering for likes. They've been starving for over five years. If you care, speak up for their right to return home and live peacefully. Please use your voices responsibly. Speak up for their right to return home and live peacefully.

Stop using my people's suffering for likes. They've been starving for over five years. If you care, speak up for their right to return home and live peacefully.
Please use your voices responsibly. Speak up for their right to return home and live peacefully.