Ø𝐧𝐞 𝐃𝐚𝐲
@merkeb27
ውሉድ ምኻን ዕዳ ትግራይ ወላዲተይ
ከመይልኪ ሓዲርኪ ዛዕባ ሕልሚ ለይተይ። ውግሕ ክትብል ምድሪ ብብስራት ፀሓይከመይ ከመይ ሓዲራ እብል እሓተልኪ ደሃይ።ሚልዮናት ዘዕስለ ቆፎ ፈቃር ልባ
ከመይልኪ ሓዲርኪ ዓደይ ፅላል ህዝባ።💊
ID: 1718061297483341824
https://youtu.be/kcwVSO1QDbs?si=owkT25gzNQcFwgi5 28-10-2023 00:27:18
244,244K Tweet
583 Followers
443 Following