Humanity First (@humanityismyid1) 's Twitter Profile
Humanity First

@humanityismyid1

ID: 1428588096128524295

calendar_today20-08-2021 05:24:17

7,7K Tweet

424 Takipçi

505 Takip Edilen

ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

ብሱሱዓት መራሕቲ ዝተጠለመ ህዝበይ 💔 #ትግራይ ማዓዝ ይኸውን መንከራ ህዝብ ትግራይ ዝናገፍ

ብሱሱዓት መራሕቲ ዝተጠለመ ህዝበይ 💔
#ትግራይ

ማዓዝ ይኸውን መንከራ ህዝብ ትግራይ ዝናገፍ
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

#ደስ ዝብል ዜና! ጉማየ ፋውንዴሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ምስራቅ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዕሸል ከተማ ቤትመራ “ማህበረሰብ መሰረት ዝገበረ ናይ ተጋለፅቲ ኣረጋውያንን ህፃናትን ናይ ድጋፍ ፕሮጀክት (CBVECSP)” ብኢፋ ሎሚ ዕለት - 09/05/2018ዓ/ም ተጀሚሩ።

#ደስ ዝብል ዜና!
ጉማየ ፋውንዴሽን ኣብ ዞባ ደቡብ ምስራቅ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ዕሸል ከተማ ቤትመራ “ማህበረሰብ መሰረት ዝገበረ ናይ ተጋለፅቲ ኣረጋውያንን ህፃናትን ናይ ድጋፍ ፕሮጀክት (CBVECSP)” ብኢፋ ሎሚ ዕለት - 09/05/2018ዓ/ም ተጀሚሩ።
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

ሓንቲ ዓዲ ኽልተ ዓለም ‼️ ኧረ ህዝብና ሃልቕሎ😡💔 መንእሰይ ይረግፍሎ😡💔 ኣቦ ይሓዝንሎ😡💔 ትበክላ ኣዶ😡💔

ሓንቲ ዓዲ ኽልተ ዓለም ‼️
ኧረ ህዝብና ሃልቕሎ😡💔
መንእሰይ ይረግፍሎ😡💔
ኣቦ ይሓዝንሎ😡💔
ትበክላ ኣዶ😡💔
ሓው'ዘን ሸገታት🫀 (@rayetaytdf05) 's Twitter Profile Photo

ፎትኻ ይኹን ትገድድኻ ከይትዋጋእ! ሞት ኣርጊ ከይትሞት ራያታይ‼Bright Raya እዚ ጦርነት'ዚ ኣይንኣትኻይ። ኣይምልኸተካይ። ዳሸነፈ ያሸንፍ ታግንዮ ትርፊ የብልኻይ። ትማሊ ድሞቱ ሞይቶም ይኦም ቃርዮም። እቲ ቁስሊ ድቤተሰቦም ጥራሕ ኾይኑ ይኡ ሓልፉ።

ፎትኻ ይኹን ትገድድኻ ከይትዋጋእ! ሞት ኣርጊ ከይትሞት ራያታይ‼<a href="/birhanu_araya/">Bright Raya</a>
እዚ ጦርነት'ዚ ኣይንኣትኻይ። ኣይምልኸተካይ።
ዳሸነፈ ያሸንፍ ታግንዮ ትርፊ የብልኻይ። ትማሊ ድሞቱ ሞይቶም ይኦም ቃርዮም። እቲ ቁስሊ ድቤተሰቦም ጥራሕ ኾይኑ ይኡ ሓልፉ።
ቲቲ እንደርታዊት🦋💊🇸🇩 ⚪️🔴 (@lwam2324) 's Twitter Profile Photo

እንቋዕ ኣብፅሕና ዮናስ 2:2 ከምዙይውን በለ፦“ብጊዜ መከራይ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ኣእዌኹ፤ንሱውን ሰምዐኒ።ኣብ ከርሲ ሲኦል ኮይነ ኣእዌኹ፤ ንስኻውን ድምፀይ ሰማዕኻ።Maikele Mengesha ኑሓሚን 𐩬𐩥𐩠 𐩣𐩺 @tsige💛❤ Humanity First Abeba lekati aden 💊💊❤️ Meryem Tesfay A.B.P.F

NeoTigrayH@2022 (@neo_tigray) 's Twitter Profile Photo

ዉሳነ ኮርን ልዕሊ ኮርን ጀነራላት ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ በቲንዎ እምበር ዓቕሚ አይፈጠረሉን

Thomas (@tigraydf) 's Twitter Profile Photo

The Finote Tsidk Tigray Orthodox Tewahido Church has faced a heartbreaking loss with their building collapsing after heavy snow. Please consider donating or sharing to help rebuild this sacred space. Every bit counts. Thank you for your support. gofund.me/1ce4ad659

Hlfti Tadele (@hlafitt) 's Twitter Profile Photo

ብስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሐዱ አምላክ አሜን (3)::✝️🙏💒🕯🌿ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ አሕዋተይ ናይ ፀሎት ስዓት ስለ ዝአከለ ንዑታ ሓቢርና ንፀሊ ስለ ህዝብና ስለ ዓድን አሕዋተይ ምዓረይ ::✝️🙏🙏🙏💒💒💒🕯🕯🕯🌿🌿🌿🌿🌿

ኑሓሚን 𐩬𐩥𐩠 𐩣𐩺 (@zwubalem) 's Twitter Profile Photo

እንቋዕ ኣብፅሕና ሰናይ ሱባኤ 1ይ መዓልቲ - ናይ ጎይታ ፆም ማቴ 6 ፥ 16:18 ክትጸሙ ኸሎኹም፡ እቶም ግቡዛት፡ ጽዋሞት ምዃኖም ብሰብ ምእንቲ ኺርኣዩገጾም የጸምልዉ እዮም እሞ፡ ከማታቶም ጽምልዋት ኣይትኹኑ ዓስቦም ከም ዝወሰዱ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።

እንቋዕ ኣብፅሕና ሰናይ ሱባኤ  1ይ መዓልቲ - ናይ ጎይታ ፆም
ማቴ  6 ፥ 16:18
ክትጸሙ ኸሎኹም፡ እቶም ግቡዛት፡ ጽዋሞት ምዃኖም ብሰብ ምእንቲ ኺርኣዩገጾም የጸምልዉ እዮም እሞ፡ ከማታቶም ጽምልዋት ኣይትኹኑ ዓስቦም ከም ዝወሰዱ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።
KOKEB TIGRAY3 (@kokeb_3) 's Twitter Profile Photo

🙏ብስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሐዱ አምላክ አሜን (3)::✝️🙏💒🕯🌿ሰላም ሰላም ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ አሕዋተይ ናይ ፀሎት ስዓት ስለ ዝአከለ ንዑታ ሓቢርና ንፀሊ ስለ ህዝብና ስለ ዓድን አሕዋተይ ምዓረይ ::✝️🙏🙏🙏💒💒💒🕯🕯🕯🌿🌿🌿🌿🌿

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር። እንኳዕ ድስ በለኩም ክቡራት አህዋትና።

ኑሓሚን 𐩬𐩥𐩠 𐩣𐩺 (@zwubalem) 's Twitter Profile Photo

ኣነስ መን ኮይነ እየ ኣብ ቅድሜካ ሰናይ ጌርካለይ ንባርያኻ ብምሕረት ጸዊዕካኒ ውዕለትካ እግዚአብሔር በዚሑኒ12ዓመትናይ መርዕኦም ክብር በዓል #ትጂየዮውሓንስ ሐወይ ዕድመይ ጥዕናንይሃበለልና ፍረ ክኣ ይሃብኩም ናይ ዘወትር ፅሎተይ እየ ዝፈትወኩም 🌹

ኣነስ መን ኮይነ እየ ኣብ ቅድሜካ ሰናይ ጌርካለይ ንባርያኻ ብምሕረት ጸዊዕካኒ ውዕለትካ እግዚአብሔር በዚሑኒ12ዓመትናይ መርዕኦም ክብር በዓል #ትጂየዮውሓንስ ሐወይ ዕድመይ ጥዕናንይሃበለልና ፍረ ክኣ ይሃብኩም ናይ ዘወትር ፅሎተይ እየ ዝፈትወኩም 🌹