Rahwa Gal Erob💊⛱
@RJjst8
ሰሉዋይ ንእስተይ ታይ ደኣ ጨክንክ ክንዲ መርዓክ መርድእክ ኣበይ ከ ተረፍክ መን ነይሩ ምሳክ ኣነ ኣይኣምንን ክፅበ እየ ብተስፈ ንእስተይ ካብ መልሲ ሰደት ንክረክበክ ንምቅባሉ ከቢዱኒ ሰሉዋይ ጓልነይ ሰሚዐምበር ኣይኣመንኩን😭💔🖤
ID:1450794086907138050
20-10-2021 12:01:12
831,9K تغريدات
2,5K متابعون
1,2K التالية