ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile
ወጀረታይ

@tigray_my_dna

❤️💛Tigray is my DNA 🧬. As long as the #TPLF remains in Tigray, the pain of #Tigrayans will continue.

ID: 1495128804917866496

calendar_today19-02-2022 20:11:12

27,27K Tweet

1,1K Followers

798 Following

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ረአይዎም ሃመይ ከምዝሕምሞም እቲ ጥር ሓቂ ትዝረብሎ። ምክንያቱም በምዝታይ ብሓስብ ልዩነት አያአምኑይ። በቃ እዚኦም ድሑር አታሓሳስቦም መቼም አይቅየርይ። ለባም አስተዋዓሊ ጀግና ሓውና። ኩሉ ንሓቂ ደው ይበል።

ማይሊሓም መቐለ (@maylihamk) 's Twitter Profile Photo

ሓሽኸር ዳ ስብሓት ነጋ « ጀነራል ታደሰ ወረደ «  ዑና ወራሲት /ወኪል /ስብሓት ነጋ መንጀሪኖ መሓውርና ሒዝና እንተዘይመሊስናዮ ናብ መረበቱ ከይምለስ ኢለን ደጋጊመን ሀም ተዛረብኦ ብቃለን መሰረት ተግባራዊ ክኾን ብወኪለን ታደሰ ተዛሪበን ኣለዋ።

ሓሽኸር ዳ ስብሓት ነጋ « ጀነራል ታደሰ ወረደ « 
ዑና ወራሲት /ወኪል /ስብሓት ነጋ መንጀሪኖ መሓውርና ሒዝና እንተዘይመሊስናዮ ናብ መረበቱ ከይምለስ ኢለን ደጋጊመን ሀም ተዛረብኦ ብቃለን መሰረት ተግባራዊ ክኾን ብወኪለን ታደሰ ተዛሪበን ኣለዋ።
ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

Dear ሚዘር ኣላ 'ኮ ~ I understand some #TPLF soldiers have acted wrongly, but these guys are not part of #TDF. Linking them to #TDF is misleading let’s keep facts clear. During the war, those guys were living in Addis Ababa they were never part of #TDF.

ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

ኣይትተኩሱልና | ኣብ ልዕሊ #ህዝቢ ኣይትተኩሱ ናብ ህዝቢ ኣይትተኩሱ !! ናብ ህዝቢ ምትኳስ ናይ ምንዋር ተቓውሞ ይቐፅል:: ዋዕሮታት ኣሸንዳ ማይጨው ራያ ራዩማ ❤️💛

ኣይትተኩሱልና | ኣብ ልዕሊ #ህዝቢ ኣይትተኩሱ ናብ ህዝቢ ኣይትተኩሱ !! 
ናብ ህዝቢ ምትኳስ ናይ ምንዋር ተቓውሞ ይቐፅል:: 
ዋዕሮታት ኣሸንዳ ማይጨው ራያ ራዩማ ❤️💛
ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

ደብሪፅን ወዲ ወረደን #ኣሸንዳ ከኽብሩ ኣብ ዓብዪ ዓዲ,#ንምዝኽኻር ዘኣክል ዓሚ ደብረፅዮን ኣብ በዓል ኣሸንዳ ዘቕመጦ እምነ ኲርናዓ ፋብሪካ ቀለማት ሓዊሱ ብቢ ዓመቱ ኣሸንዳ ኣብ ዝመፅእ ቁፅሪ ዘቕምጥዎ እምነ ኲርናዕ ባዶ እቲ እምኒ ጥራሕ እዩ ዘሎ።

ትግራይ ናይ ወድ #ሰብ_ቄራ ኮይና ኣላ ኣቱም ሰባት እንታይ ሓጥያት እዩ እዚከ ኣብ ኣኽሱም ማይ በረቅ ዝበሃል #ሰብኣይን_ሰበይትን ኢዶምን እግሮምን ተኣሲሮም ናብ እንዳ ገብረ መንፈስ ቁዱስ ቤተክርስትያን ከባቢ ሩባ ቃላይ ተደርብዮም ሞይተም ተረኺቦም

ትግራይ ናይ ወድ #ሰብ_ቄራ ኮይና ኣላ ኣቱም ሰባት እንታይ ሓጥያት እዩ እዚከ 
ኣብ ኣኽሱም ማይ በረቅ ዝበሃል #ሰብኣይን_ሰበይትን ኢዶምን እግሮምን ተኣሲሮም ናብ እንዳ  ገብረ መንፈስ ቁዱስ ቤተክርስትያን ከባቢ ሩባ ቃላይ ተደርብዮም ሞይተም ተረኺቦም
ABPF (@abpf14) 's Twitter Profile Photo

እስካብ ማዓዚ እዩ ብህዝቢ ላሸቀጥኻ ብሓይሊ ልንበር? 5ይ ዓመይ ንጥቅመኛታት 5ተ ማዕልቲ የኾነትይ ምክንያትም ንፖለትካ ጥቅሞም ስለዝውእልዎ። #ይአክል ህዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ #ይአክል ህዝቢ ሰላም እዩ ዝደልይ #ይአክል ድምፂ ውፅዑዓን ይሰማዕ።

ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

እዝኣ እያ እታ ሓቅ ካብ ዝሓለፈ ዘይማሃር ውድብ ንቓፃል መንገዱ ዘይፈልጥ ዘመድ ኣዝማድ ዝእክብ ዓድ ምስ ዓድ ዘባልዕ ቐታልዩ ዝሓቁፍ ንህዝቡ ዝብትን ቡቱን ውዲብ

እዝኣ እያ እታ ሓቅ ካብ ዝሓለፈ ዘይማሃር ውድብ ንቓፃል መንገዱ ዘይፈልጥ ዘመድ ኣዝማድ ዝእክብ ዓድ ምስ ዓድ ዘባልዕ ቐታልዩ ዝሓቁፍ ንህዝቡ ዝብትን ቡቱን ውዲብ
Akebom (@akebom29) 's Twitter Profile Photo

ጀነራል ግን ስልኪይ ከምዝጥለፍ ዝፍልጡ አይመስለንን ድዩ ነብሶም አብ ፌዴራል ከም ዘለዉ እዮም ዝቆፅርዋ ዘለዉ

ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

መንገዛ ዓድኻ ዶ መውፅእን መእተውን ትስእን ፅንዓት ይሃብኩም ህዝብ ረኽቡዎ ዘሎ:: ታይ እዩ መርገሙ ክንድዝ ዶ ንሰብኻ ትጭክን ካብዝ ማሓረና 🥲💔😭

መንገዛ ዓድኻ ዶ መውፅእን መእተውን ትስእን ፅንዓት ይሃብኩም ህዝብ ረኽቡዎ ዘሎ:: ታይ እዩ መርገሙ ክንድዝ ዶ ንሰብኻ ትጭክን ካብዝ ማሓረና 🥲💔😭
ወጀረታይ (@tigray_my_dna) 's Twitter Profile Photo

[][] Offline > Online Arguments [][] <>Two words #Tigray deserves most<> 1). #Peace ✌🏾 >>>#AND<<< 2). #Justice ⚖️ Peace ✌️ Love ❤️ Unity 🤝 Hope 🕊️🌿🌟🙏🤲💫🌞🌻🤍🌍 #PeaceForTigray #JusticeForTigray I will return when the time feels right. 🫡